Axum Entertainment & Multi Media

Axum Entertainment & Multi Media Ethiopia has more than 80 nations nationality so,it works on development of heritage culture, langu

04/04/2026
ጅግጅጋ፤እዙይ ምስሊ ናይ ጅግጅጋ መሰረተ ልምዓትን ህንጸት እቲ ከተማን እዩ።ናይ ብሓዊ መንፈሳዊ ቅንአት ለሕድር እቲ ክልል ካብ ምንታይ ናብ ምንታይ ተለዊጡ ከምዘሎ ናብሓቂ ለስደምም እዩ።ኣብ...
04/04/2026

ጅግጅጋ፤

እዙይ ምስሊ ናይ ጅግጅጋ መሰረተ ልምዓትን ህንጸት እቲ ከተማን እዩ።ናይ ብሓዊ መንፈሳዊ ቅንአት ለሕድር እቲ ክልል ካብ ምንታይ ናብ ምንታይ ተለዊጡ ከምዘሎ ናብሓቂ ለስደምም እዩ።ኣብቲ ክልል ብሓፈሻ ዘሎ ናይ ጋሻ ኣቀባብላ፣ትሕትናን መስተንግዶን ዝገርም እዩ።

ካብ ኩሉ ክፋል ኢትዮጵያ እውን ብስራሕ ዝእከቡላ ናይ ቢዝነስ ክልል እውን እያ።ብፍላይ ብዙሓት ተጋሩ ጽሒፎምለይ።ካብ ትግራይ ናብ ሶማሊ ከይዶም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ዝርከቡ ብዙሓት እዮም። ህዝቢ ሶማሊን ብሓፈሻ ከም ምምሕዳር ኣብ ልምዓትን ሰላምን ዘለዎም ትግሃት ዝገርም እዩ።ለይትን ቀትርን ኣብ ስራሕ ከምዘለዉ ትዕዘብ።

Address

Alula Street
Mekelle

Telephone

+251914767714

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axum Entertainment & Multi Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category