01/05/2024
ኣብ ትግብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ደቡብ ትግራይን ፀለምትን ክሳብ 30 ግንቦት 2016 ዓ/ም ክውዳእ ምዕራብ ትግራይ ድማ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ/ም ክትግበርን ክፍፀምን ኣብ ስምምዕ ተበፂሑ ናብ ተግባር ተኣትዩ እዩ።
— ምክትል ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ)
ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዙይ ዝበሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሕዚ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ ዘለው ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ።
ኣብ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘለዎ ምዕባለታት ኣድሂቦም መብርሂ እናሃቡ እዩም።
ተወሰኽቲ ነጥብታት መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ) ክነስዕብ ኢና ።
# ፈይሰል ሙስጦፋ