
22/05/2024
ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ፍትሕን ነፃነትን ክረክብ እየ እልካ ኣይትፀበ
***************************
ካብ መንግስቲን ውድብን ተስፋ ዝሰኣንካ ህዝቢ ካብ ተለኣኣኽቲ ውድብ ዝኾኑ ፍትሒን ፀጥታን ፍታሕ ክረክብ እየ እልካ ምፅባይ ዕሽነት እዩ ።
ኩሉ ነገር ዝከኣለካ ህዝቢ ትግራይ ግን ድማ ብዘይ እዛ ውድብ እዚኣ ምንባር ኣይከኣልይ እልካ ኣብ ፀልማት ምንባር ዝተለመድካ ውፅዕ ህዝቢ ትግራይ ሓድነትካ ተጠቕምኻ ካብ ባርነት ነፃ ንምውፃእ ተንቀሳቐስ ።
ክቡር ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ፍትሕን ነፃነትን ካብ ባዕልኻ ድኣምበር ማንም ክበካ ኣይትፀበ ።