Lakiyb

Lakiyb Football page

እዚ ትርእይዎ ዘለኩም ናይ ሕጂ እዩ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ኬፕ ታውን እዚ መንደቕ ነቶም ጸዓዱ ጸለምቲ ከይሰርቁዎም ተባሂሉ እዩ ተሰሪሑ እቲ ሓቂ ግን ከምኡ ኣይኮነን እዚ ገዛ ጸለምቲ ብጣ...
24/04/2026

እዚ ትርእይዎ ዘለኩም ናይ ሕጂ እዩ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ኬፕ ታውን
እዚ መንደቕ ነቶም ጸዓዱ ጸለምቲ ከይሰርቁዎም ተባሂሉ እዩ ተሰሪሑ እቲ ሓቂ ግን ከምኡ ኣይኮነን
እዚ ገዛ ጸለምቲ ብጣዕሚ ሕማቕ ብዚንጎ እዩ ተሰሪሑ
እቲ ናይ ጸዓዱ ግን መሓንበሲ ከይተረፈ እዩ ዘለዎ
እቲ ዝገርም ኣብ ገዛእ ዓዶም ከምዚ ዓይነት ኣፈላላይ ከቢድ እዩ
እቶም ጸለምቲ ብዛዕባ ዚ መንደቕ ከምዚ ይብሉ
ካብ ነዚ መንደቕ ምስራሕ ነዚ ድኻ ገዛ ሰሪሕካ ናብራ ኣማሓይሽካ ሰላም ምንባር ይበልጽ ኔሩ ይብሉ

ናይ ቤት ፍርዲ ቖፀሮ ንኤኒ። ኮፍ ኢለ እየ ሓዲረ ንመበል ኽንደይ ጊዜ ሀምልተቖፀርኹ እንድዒ። ካብኡ ለለስ ኩሉሻዕ ቤት ፍርዲ ክኸድ ከለኹ ስድራይ ልፍታሕ እዩ ልመስሎም ኣነ ግን ድሕሪ ልተወ...
24/04/2026

ናይ ቤት ፍርዲ ቖፀሮ ንኤኒ። ኮፍ ኢለ እየ ሓዲረ ንመበል ኽንደይ ጊዜ ሀምልተቖፀርኹ እንድዒ። ካብኡ ለለስ ኩሉሻዕ ቤት ፍርዲ ክኸድ ከለኹ ስድራይ ልፍታሕ እዩ ልመስሎም ኣነ ግን ድሕሪ ልተወሰነ ጊዜ ተስፋ ምግባር ሓዲገዮ እየ። ኸቢድ ነይሩ ቅንያቱ። ካብዛ ልነበርኹላ ክፍሊ ናብ ኻልእ ክፍሊ ቀይሮምኒ እዮም። ለይቲ ለይቲ ኣንጭዋ ትኣትዎ። ብልመፀትኒ ቑፅሪ ኡይ ላበልኹ እየ ልሓድር። ኣታ ፈጣሪ ምእሳርስ ተኣሲረ ንኤኹ ል ዛ ኣንጭዋ ዶ ኳ ሓዘለይ🙄። ደቂሰ ካብ ደንጊፀ ልለዓል ከይደቀስኹ መፅሓፍ ናንበብኹ ይሓድር ክሳብ ዕድመ ሶላር መብራህተይ ለብቅዕ። ልክዕ 12:00 ንጉሆ በሪ ብደገ ይኽፈተለይ ሽንት ቤት ንኽጥቀም። ባኒ ይዕደል። መዓልቲዊ ሸ7 ባኒ ይወሃበና እዩ። ቆፂርና ንርከብ😌። ግራማ ተኒኢሳ ቀዉጢ ኢና ንገብሮ።

ዞም ኣወዳት እሱራት ከዋግዑ ይስመዐኒ። "ታይ እዩ ዚ ቤተሰብኻ ድዩ? "ይብሎ ሎ ልሓዲኡ ህንድግዛዕ ቑማል ካብ ኽሳዱ ላልዐለ😂። መዓልትና ብሰሓቕ ንጅምሮ። ኣቦ ገዛ ለለ ልሓዲኡ ድራር ኣብዚሐ ድየ ሂበካ ታዴኻ እዩ ዝኹላይ ጥራጥ😂😂። ኣንጊህና ናቋቑሸ መድሓኒትና ተቐባቢእና ፀሓይ ንፅለይ። ልኾነ ግዜ መብዛሕቴና ተለቢድና ነይርና። ተዉሳስ ነገር እዩ ዋ። ሓዱሽ ለይቲ ልኣተየ እሱር ተሃልዩ ኬዙ ይንገረና። ነዉግዐሉ። ልኾነ ጊዜ ጢንጢን ሰልኪ ክሰርቑ ልልኾነት ጓል ብካራ ወጊኦም ኢሎምና ዞም ፖላይስ።" ደቅዛ ፋራሩ ደበርቲ ሃንግሽ ኢኹም"። " ሀምኡ ኣይግበርይ ሹምና ተጥፍእዎ ኣለኹም" ኢሎም ናገረፍዎም ሓዲሮም። speaking of ሃንግሽ ልኾኑ ቖልዑ ነይሮም እና ተኣሲረ ናሃለኹ ካብ ስራሕ ሀም ልተባረርኹ ሰሚዐ ናተበሳጨኹ ሰሚዖምኒ ሀመይ ብሓደ ሀምንሰርሕ ፕላን ኣውፅኦም ላማኸሩኒ ነይሮም። "ኣንሕና ንሕዞ እስኺ ጁባ ትፍክዪ" 😂

ሐዚ ልክዕ ሀምዛ ሎምዓንቲ 2 ዓመት ንድሕሪት ክመልሰኩም ቆፀሮ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ሰዓት እዩ። ሰዓት 8:00። ብጉሓቱ ገስጊሱ ቁርስይ ቡናይ ሒዙለይ መፂኡ እኒኦ። ኩሉሻብ እዩ ሀምኡ ልገብር። ምሳሕ ለ ማንም ከይቀደሞ ይመፅእ። ድራር ለ ሀምኡ። ዞም ነዊሕ ገዜ ልተኣሰሩ ይፈልጥዎ እዮም። "ሰሙ ልዚ ሰብ ዚ ተበዲልኽዮ ምሳና ኢኺ ትደዓዊ" ይብሉኒ። ብቻ ኣዉጊዕና ቤትፍርዲ እቲ ናይ ምርመራ መዝገብ ኣብ ኢድ መርማሪ ዘሎ ተቐቢሉ ክርእዮ ኣዚዙ እዩ። ቤት ፍርዲ ምርመራ መዝገብ ተርእዮዎ ምንም ኣብ ልዕለይ ልካየድ ምፅራይ ሀምለየለ ክፍለጥ እዩ ማለት እዩ።

ተስፋ ገይርና ኢና። ክፍታሕ ዶ ይኾን ሎምዓንትስ ይብል መበል 8 ወርሕይ 8 መዓልትይ እዩ። ሰዓት በፂሑ ኽዳነይ ቀይረ ሊፕስቲከይ ገይረ ይዘጋጀ ኣለኹ። ሓደ ነጂስ ፖሊስ ኒኦ ኹሉሻዕ እዩ ልንጅሰኒ። "ሊፕስቲክ ምግባር ኣይፍቀድይ እዚ ኮ ሆቴል የኾነይ ተኢሲርኺ ኢኺ ንኤኺ ይብለኒ" ። ልምንታይ እዩ ለይፍቀድ? ልኽልኽል ሕጊ ኢሎ ድዩ ? ብሕገመንግስቲ ኣይፍቀድይ ንስሙስ ሕጊ ምሀርቲ ኢኺ ይብለኒ ። sorry ዛ ዓንቀፅ እሳ የንበብኽዋይ😂😌። ድሕሪኡ ሊፕስቲክ ገይርኺ እንድሕር ኢሉኒ የገበርኹይ ኢለ እየ ግግም ልብሎ። ሓደ መዓልቲ ግበረ ሃይሊ ሒዙ ናብ ክፍለይ መፂኡ። 2 ኣጓላት እና 3 ኣወዳት ፖላይስ። ክፍለይ ተፈቲሹ። ፓንተይ ተይቐረየ።
እዚ ታይ እዩ ?
shower Gel
"ኽልተ ሻምፖ ታይ'ልኽዮ?"
ኣይ እዚ ናነብሲ መሕፀቢ እዩ።
ብሳሙናኺ ለይትሕፀቢ።
እዚ ታይ እዩ?
Deodorant ።
ታይ መግበሪ እዩ?
መንኮረኽዕትኻ ከይጨን ።
"ታይ እዩ ሞ መንኮራኽዕትኺ ተጨነ ፤ እስርቤት ሀምለለኺ ትፈልጢ ዶ?"

ብዉሽጠይ"አረ በይዛኻ ኣይፈልጥይ ነይረ"😌🙄። ብቻ ኹሉ ልነበረኒ መነፃፅሂ ብለይ ሓንቲ ሻምፖይ ሳሙናይ ላብ ደገ ኣ

full time championsh league games ዛሬ የተካሄደዉ ጨዋታ ባርሳ በሜዳዉ በኣትለቲኮ ማድሪድ 2-0 በሆነ ወጤት ተሸንፎ ጨዋታ ተጠናቋል 🔥
08/04/2026

full time
championsh league games
ዛሬ የተካሄደዉ ጨዋታ ባርሳ በሜዳዉ በኣትለቲኮ ማድሪድ 2-0 በሆነ ወጤት ተሸንፎ ጨዋታ ተጠናቋል 🔥

ህዝቢ ራያ ተልዓል
28/08/2025

ህዝቢ ራያ ተልዓል

ዕልልልልልልል....ሰበር ሰበር ሰበር ናይ አርሚ 35 ኮር 2 ክ/ሰራዊት ስዮም 40 አዛዝ ጂግና ተጋዳለይ ሃይለ ትኮባ ካሕሳይ 30 ተጋደልቲ አባላት አርሚ 35 ብምሓዝ ናብ ሓራ መሬት ተፀምቢ...
28/07/2025

ዕልልልልልልል....ሰበር ሰበር ሰበር ናይ አርሚ 35 ኮር 2 ክ/ሰራዊት ስዮም 40 አዛዝ ጂግና ተጋዳለይ ሃይለ ትኮባ ካሕሳይ 30 ተጋደልቲ አባላት አርሚ 35 ብምሓዝ ናብ ሓራ መሬት ተፀምቢሩ አሎ

ሰበር! ሓራ መሬት ሰፊሓ✊ ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ምብራቅ ሓራ መሬት  ግንባር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ሓራ መሬት  ግንባር ዞባ ደቡብ ብሓፈሻ መሬት ትግራይ ...
05/07/2025

ሰበር! ሓራ መሬት ሰፊሓ✊
ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ሰሜን ምዕራብ
ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ምብራቅ
ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ሓራ መሬት ግንባር ዞባ ደቡብ ብሓፈሻ መሬት ትግራይ ንባህላውያን ጀነራላት ህውሓት ረመፅ ትኾኖም እያ።ሓውና ህዝቢ ኣጎው፣ዓፋር፣ወሎን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ደቂ ዜጋና ኣተሓባቢርና ህውሓት ታሪኽ ክንገብራ ኣለና✊
በቃ!ይኣክል✊ ብከተማ ዘለኹምለ ብቅልጡፍ ካብ ኣተሓሳስባ ህውሓት ሓራ ውፁ✊ ህውሓት ከይኣለካ ዝተርፍ ሞት፣ስደትን መከራን ስለዘይለ ኢደይ ኢድካ ኢልና ኩላትና ተጋሩ ኣብ ሓንቲ መስመር ብምዕሳል ንቃለሳ ነወግዳ።

19/12/2024
🤣🤣🤣
15/12/2024

🤣🤣🤣

😂😂
10/06/2024

😂😂

Adresse

Paris
Lille

Site Web

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque Lakiyb publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Partager