Efoyta Media Network

Efoyta Media Network ➲⓵ኹሉ ሓበሬታ ኣብ ሓደ መርበብ📣

⚪️ሰላም ንዓድና ፍቕርን ንህዝብና 🔴


(2)

ኣርክባቶ 💔😰ሰበር ዜና! : ኣፈላላዮም ኣብ ውሽጢ 5 ሰዓት ካብ 20ሽሕ ናብ 10ሽሕ ፀቢቡ:: ምናልባት: ሎሚ ወይ ፅባሕ ብተካይዶ ዘላ ውሽጣዊ ጎስጓስ እንተቀፂሉ ክትቅድሞ እያ! ትግራዋይ ተ...
05/11/2025

ኣርክባቶ 💔😰

ሰበር ዜና!
: ኣፈላላዮም ኣብ ውሽጢ 5 ሰዓት ካብ 20ሽሕ ናብ 10ሽሕ ፀቢቡ:: ምናልባት: ሎሚ ወይ ፅባሕ ብተካይዶ ዘላ ውሽጣዊ ጎስጓስ እንተቀፂሉ ክትቅድሞ እያ! ትግራዋይ ተምሃር- ዓዲ ሰለስተ ፀጥ ኢሎም ስረሖም እንትሰርሑ የርእየካ!
------------
ናይ'ዚ ዓመት ብሉፅ ቲክቶከር ውድድር ኣብ ሞንጎ ኣዶናይን ዩቲናስን ዝነበረ ኣፈላላይ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ካብ 50ሽሕ ናብ 10ሽሕ ጥራሕ ወሪዱ ይርኸብ። እቲ ምኽንያት ከዓ ሰይፉ ፋንታሁን ንዩቲናስ ኣብ ሰይፉ ሸው ኣቅሪቡ ወፍሪ ምረፁዋ ስለዘካየደላ እዩ። ሰይፉ ፋንታሁን ፖለቲካ እምበር ኮሜዲ ሸው ከምዘይኾነ ኣብ ትግራይ ጆኖሳይድ ብተደጋጋሚ ተዓዚብናዮ ኢና። ሐዚ እውን ሰይፉ ስርሑ ሰሪሑ ኣሎ። ከም IPN World ኣዶናይ ምምራፁ ንትግራይ ስትራቴጂካዊ ረብሓ ስለዘለዎ እዚ ውድድር ኣዶናይ ክስዕር ክምረፅ ኣለዎ ንብል። እንዳኣተኹም እዚ ኣፈላላይ ናብቲ ዝነበሮ 50ሽሕ ክምለስ Vote ግበሩ። ትግራዋይ-ካናዳዊ ኣዶናይ ክስዕር ናይ ግድን እዩ!!

08/10/2025

Ameyzing

08/10/2025

Watch it until the end he is so funny my favorite actor ever!😍

21/09/2025

I got over 4,000 reactions on one of my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉

14/09/2025

ብዓይነይ ወዲ ክድፈር ሪኤ

13/09/2025

I got over 13,000 reactions on my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉

07/09/2025

ንወሓሳ ዶ የሕዋት?

04/09/2025

ጊዜ ለ ኩሉ ❤️

03/09/2025

ከምዚ እንተቀፂሉስ ዓዲ ምቅያር እዉን የድሊ እዩ!!

Adresse

Gjøvik

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når Efoyta Media Network legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Del