Efoyta Media Network

Efoyta Media Network ➲⓵ኹሉ ሓበሬታ ኣብ ሓደ መርበብ📣

⚪️ሰላም ንዓድና ፍቕርን ንህዝብና 🔴


(2)

09/08/2025

ኣያ ተከስተ በዓል ቁምጣ ስረ🤣🤣🤣

06/08/2025

Kalu nakfar🤣🤣

05/08/2025
05/08/2025

ኣብ ከተማ ማይፀብሪ ጣብያ ሓየሎም ሎሚ29/11/2017 ዓ/ም ስዓት 2:00 ምሸት ተጋ ፀሃየ ትኩእ ሚልሻን ምልስ ተጋዳላይ "ብመከላከያ ሰራዊት ኢ/ያ"ኣብ ኣፍ ደገ ገዝኡ ብኣድራጋ 5ጠያይቲ ብግፍዒ ተቐቲሉ።

05/08/2025

🤔🤔

ኣብዛ ደቒቕ እዚኣ ኣብ ኬንዳ ንፋስን ቁርን እናቐጥቀጦም ደቂሶም ዘለው ህፃውንቲ፥ መናእሰይ፣ ሓራሳት፣ ጥኑሳት፥ ሽማግለታትን ኣዝዮም ቡዙሓት እዮም። እዚ መዓልታዊ ስቓይ ኣብ ሕድ ሕድና እንተ...
05/08/2025

ኣብዛ ደቒቕ እዚኣ ኣብ ኬንዳ ንፋስን ቁርን እናቐጥቀጦም ደቂሶም ዘለው ህፃውንቲ፥ መናእሰይ፣ ሓራሳት፣ ጥኑሳት፥ ሽማግለታትን ኣዝዮም ቡዙሓት እዮም። እዚ መዓልታዊ ስቓይ ኣብ ሕድ ሕድና እንተትበፅሕ ምኸኣልናዮ ዶ ? እዚኣቶም ንኣስታት ኣብ ኬንዳ ይርከቡ። ስቓዮም ከብቅዕ ይግባእ።

መዓልታዊ "ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር" እንብል ብክልቲኡ ወገን ዘለው ፈረምቲ "ውዕሊ ፕሪቶሪያ ፈሪሱ እዩ" ስለዘይበሉና እምበር ውዕሊ ፕሪቶሪያ ካብ ዝፈርስ ፀኒሑ እዩ።

ስርዓት ብልፅግና ኣብ ምዕራብ ትግራይ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ምስ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዝፃረር መልክዑ ዕጡቓት ኣሰልጢኑን ኣዕጢቑን እዩ። ናብ ትግራይ ዝኣትው ነዳዲ ኮነ ካልእ ገደብ ክገብር ርኢና ኢና። ብግልፂ ብሚድያታት ብልፅግና ጎንፂ ቀስቃሲ ዜናታት ርኢና ኢና። ብሓፈሻ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ፈሪሱ እዩ። ኮይኑ ግን ፈረምቲ "ፈሪሱ" ክሳብ ዘይበሉና "ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር" ክንብል ኢና።

ሐዚ እውን ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ካብ መረበቱ ካብ ዝፈናቐል 1731 መዓልታት ገይሩ ኣሎ። ናብ መረበቱ ምስ መንግስታውን ፀጥታውን መሓውሩ ክምለስ ይግባእ።

ስርዓት ብልፅግና እዩ ብክሳድ ሓኒቑ ሒዙ ዘሎ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ከይምለሱ። ሐዚ ዘሎ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ግዚያዊ ምምሕዳር ብዝተፈለየ መልክዑ ኣብ ምምላስ ተመዛበልቲ ጠንካራ ቅዋም ኣለዎ። ተመዛበልትና ምስ መንግስታውን ፀጥታውን መሓውሮም ክምለሱ ይግባእ ዝብል ጠንካራ ቅዋም ኣለዎ። ሐዚ ተመዛበልቲ ከይምለሱ ሓኒቑ ሒዙ ዘሎ ስርዓት ብልፅግና እዩ። ይኣኽለካ ጠላዕ ምፅዋት ድማ ክበሃል ኣለዎ።

!!

#ይኣክል !!

  😥እዚ ዝተሰምዐ ፍጻሜ ልቢ ዝሰብርን ዘሕዝንን እዩ። ትማሊ ቀዳም 26 ሓምለ፣ ሓንቲ ጃልባ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ጸዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብያን፣ የመን ብሰንኪ ዝነበረ ብርቱዕ ህ...
04/08/2025

😥

እዚ ዝተሰምዐ ፍጻሜ ልቢ ዝሰብርን ዘሕዝንን እዩ። ትማሊ ቀዳም 26 ሓምለ፣ ሓንቲ ጃልባ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ጸዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብያን፣ የመን ብሰንኪ ዝነበረ ብርቱዕ ህቦብላ ከም ዝጠሓለት ተፈሊጡ።
እዚ ዜና ሓዘንን ጓህን ፈጢሩልና ኣሎ።

ኣካላት ናይቶም ግዳያት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብያን ተረኺቦም ኣለዉ፣ ብዙሓት ድማ ናብ ሆስፒታል ኣልራዚ ኣብ ከተማ ጃር ተወስዶም። ክሳብ ሕጂ እውን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣካላት ንምድላይ ስርሓት ይካየድ ኣሎ ክብሉ ኣመሓዳሪ ሻብዋ ኣፍሊጦም።

እዚ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደት፡ ተስፋ ዝነበሮም መንእሰያት ሃገርና የህልቅ ምህላዉ ዘሕዝን እዩ። ድኽነትን ስእነት ዕድል ስራሕን ንመንእሰያትና ናብዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓደገኛ ጉዕዞ ይደፋፍኦም ኣሎ።

መንግስትን ኩሎም ኣካላትን ነዚ ጉዳይ እዚ ኣትኩሮት ሂቦም፡ ንምንታይ እዚ ይፍጸም ከምዘሎ መርሚሮም ፍታሕ ክረኽቡሉ ይግባእ።

ነዚ ዜና ዝሰምዐ ኩሉ ሰብ ሓዘኖም ተኻፋሊ ምዃኑ እናገለጽና፡ ነቶም ዝሞቱ ነፍሶም ኣብ ገነት የንብረልና፡ ንቤተሰቦምን ፈተውቶምን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።

#ሓምለ 27/2017
Efoyta media network

04/08/2025

መንእሰይና ብሰንኪ ሕማቅ መሪሕነት ኣብ በረኻ ይተርፍ ኣሎ

03/08/2025

Kalu nakfar 🤣🤣

03/08/2025

ረሳዒ ዉሽማ🤣🤣

03/08/2025

I got over 39,000 reactions on my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉

02/08/2025

👇👇

Adresse

Gjøvik

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når Efoyta Media Network legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Del