TDF tigray love

በዚኦም ክቅልድ ኣይነበሮን ብዝኾነ ኣብ ሳልሳይ i hope ፅቡቕ ጌሮም ክረኽቡዎ! Well done ተጋሩንክብሪ ትግራይ ካብዚ ንላዕሊ ክንሰርሕ ይግባእ ፅቡቕ ጅማሮ ኣብ ውሽጢን ደገን ንትግራይ...
04/05/2025

በዚኦም ክቅልድ ኣይነበሮን ብዝኾነ ኣብ ሳልሳይ i hope ፅቡቕ ጌሮም ክረኽቡዎ! Well done ተጋሩ
ንክብሪ ትግራይ ካብዚ ንላዕሊ ክንሰርሕ ይግባእ ፅቡቕ ጅማሮ ኣብ ውሽጢን ደገን ንትግራይ ዘናሽዉ ጥቕዓት ክበፅሖም ኣለዎ ተጋሩ ኤርትራውያን ኣምሓሩ ብዘየገድስ

13/03/2025

1 ምዓስ እዩ ትግርዋይ/ቲ መንእሰይ ናብ ሱዕዲ ናተሰደደ ሂወቱ ኣብ ባርነት ምንባር ዘቋርፅ? መን እዩ ከድሕኖ ካብ ከምዚ?
2 ምዓስ እዩ ከ ከም ህዝቢ ክብሪ ዓድና ክንከላከል ንኽእል? ዘርከበ ኩሉ ብዛዕባ ትግራይ ሕማቕ ይዛረብ ወይ ከዓ ንትግራይ ሕማቕ ነገራት ዝገብር።


አረ ገለ ንግበር

13/03/2025

ትግራይ ብፖለቲካ ብቁጠባ ብትምህርቲ ንድሕሪት ተመሊሳ ዜሮ ሲስተም እያ ዘላ ኣብ ከምዚ እዋን ከዓ ናይ ማንም ታሪክ ዓድና ከድሕና ኣይኽእልን። ኣብ ታሪኽ ኣተኲርካ ስምዒታውያን ካብ ሙኻን ወፂና ሓድሽ ሲስተም ናይ ምንባር ንምሃዝ።

ሓሳበይ ሰብ ንክሰርሕ ንክንቀሳቀስ ድጋፍ ሓይሊሰብ እምበር ጉቦን ፍቓድን ክፅበ የብሉን።
እዋኑ ክረምቲ እዩ ሓረስቲት ዝነበሮም ክልተ ሰለስተ ዕፅፊ ንከፍርዩ ንከራብሑን ትምህሪቲ ምሃብ። መሬት ዘይብሎም ግን ክሓርሱን ከራብሑን ዝኽእሉ ሓረስቶት ነፃ መሬት ብክራይ ንክሓርሱ ዝወሃብሉ ሲስተም ምፍጣር። ኣብ ከተማታት ከዓ ገዛገዛ ኣሕምልቲን ኮሚደረ ሽጉርቲ ኣብ ገዛኦም ንክተክሉ ትምግርትን ድጋፍን ምግባር እዩ ዘዋፀና። እዚ ንክግበር ነናይ ከባቢኦም ቤትፅሕፈት ከምሰራሓ ፅቡቕ ኔሩ ብኣኼባታት ድዩ ብስነፅሕፈት ንህብረተስብና ባዕሉ ክንቀሳቀስ ክገብሩ ኣለዎም።
እዚ ንክግበር ኣበልን ጉቦ ዝፅበ ሰብ ከዓ ከምማሕበር ገምጊምካ ብምቅፃዕ ብምብራር ሓድሽ ናይ ሓቢርካ ምንባርን ምስራሕን ባህሊ ምምፃ ይከኣል እዩ።

ፋፊ ንፁሃን ተጋሩ ብጭካነ ክርሸኑ እንከለዉ ብታሕጉስ ቪድዮ ዝቐርፅ ዝነበረ ኣረመኔ ተማሪኩ ተታሒዙ ኔሩስ ነፃ ተሰዲዱ።ነፃ ዝሰደዱው ድኹማት መራሕቲ ካልኣይ ከም መራሕትካ ሙቕፃር ድንቁርና እ...
06/04/2024

ፋፊ ንፁሃን ተጋሩ ብጭካነ ክርሸኑ እንከለዉ
ብታሕጉስ ቪድዮ ዝቐርፅ ዝነበረ ኣረመኔ ተማሪኩ ተታሒዙ ኔሩስ ነፃ ተሰዲዱ።
ነፃ ዝሰደዱው ድኹማት መራሕቲ ካልኣይ ከም መራሕትካ ሙቕፃር ድንቁርና እዩ።

 #ስደትይኣክልመብዛሕቲኦም ሰራዊት TDF ኣብ የመን ወይ ኣብ ሊብያ ብገመድ ተንጠልጢሎም እናተቐጥቀጡ ገንዘብ ክሕተቱ ምርኣይ ልሙድ ኮይኑ። ኣርባዕተ ዓመት ሙሉእ ብዘይ ዶሞዝ ምእንተ ህዝቦምን...
20/03/2024

#ስደትይኣክል
መብዛሕቲኦም ሰራዊት TDF ኣብ የመን ወይ ኣብ ሊብያ ብገመድ ተንጠልጢሎም እናተቐጥቀጡ ገንዘብ ክሕተቱ ምርኣይ ልሙድ ኮይኑ። ኣርባዕተ ዓመት ሙሉእ ብዘይ ዶሞዝ ምእንተ ህዝቦምን መራሕቶምን ንቕድሚት ዝኣተው መናእሰይ ዝሕግዙሞ ስኢኖም ሂወቶም ኣብ ኢድ ሰባት እያ ዘላ። እንተዘይ ውሒዱ ኣሽሓት ተጋሩ እዮም ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ ዘለዉ ካብኣቶም ከዓ መብዛሕቲኦም ሰራዊት ዝነበሩ እዮም። ሚእቲ ሰራዊት ትግራይ ማለት ብዙሕ እዩ ጥቕሞም ኔሩ ኣብቲ ኲናት ምስቲ በዝሕና ኣነፃፂርካ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። መናእሰይ ትግራይ ሂወት ንምስዓር ኣርሒቑ ይስደድ ኣሎ ኣብ መገዲ ከዓ ይሓምም ይመውት ኣሎ። መራሕቲ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ብዛዕባዚ ኣየጨንቖምን።

መንእሰይ ቀስ ብቀስ ይጠፍእ ኣሎ ብዘይካ ገበንን ስደትን ካልእ ስራሕ ዘሎ ዘይመስሎ ኮይኑ። እዚ ከዓ ብሰምኪ ሰላም ዘይምርካብን ምሰኣን ስራሕን እዩ። መንግስቲ ብዛዕባ ምፍላስ መናእሰይ ኣየተ...
26/02/2024

መንእሰይ ቀስ ብቀስ ይጠፍእ ኣሎ
ብዘይካ ገበንን ስደትን ካልእ ስራሕ ዘሎ ዘይመስሎ ኮይኑ።
እዚ ከዓ ብሰምኪ ሰላም ዘይምርካብን ምሰኣን ስራሕን እዩ።
መንግስቲ ብዛዕባ ምፍላስ መናእሰይ ኣየተሓሳስቦን።

መዓስዩ ስደት ደው ዝብል መዓስያ ትግራይ ሰላም ትከውን?

ሱቕኢልኩም ጥመዩ ዝብሉ ካድረታት ብምንታይ ምቕተልኩምዎም?
19/02/2024

ሱቕኢልኩም ጥመዩ ዝብሉ ካድረታት ብምንታይ ምቕተልኩምዎም?

Address

Cardiff
CF235BX

Telephone

+447309592210

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when TDF tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to TDF tigray:

Shortcuts

Share