ገድሊ Plus

ገድሊ Plus ድምፂ ተጋደልቲ
(3)

ምስ Mickey Tigray ዝገበርናዮ ፃንሒትሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇
11/08/2026

ምስ Mickey Tigray ዝገበርናዮ ፃንሒት

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇

“ኣብይ ኣሕመድ ኣኮይ እዩ”አብ ትግራይ ዝርከብ ናይ ዐቢይ አሕመድ ወዲ ሓፍቲ - ሓቂዶ ሓሶት?ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇
08/08/2026

“ኣብይ ኣሕመድ ኣኮይ እዩ”

አብ ትግራይ ዝርከብ ናይ ዐቢይ አሕመድ ወዲ ሓፍቲ - ሓቂዶ ሓሶት?

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇

ድሕሪ 21 ዓመት ኣለሻ ዝተሰብረ ተስፋኣቦይ ከምዚ ክገብረኒ ኢለ ኣይጠርጠርኩን———————————————————-ተጋዳሊት ኤልሳ ንኣስታት 21 ዓመት ተስፉ ብዘይምቑራፅ ንወላዲ ኣቡኣ ትእልሽ ዝነ...
06/08/2026

ድሕሪ 21 ዓመት ኣለሻ ዝተሰብረ ተስፋ
ኣቦይ ከምዚ ክገብረኒ ኢለ ኣይጠርጠርኩን
———————————————————-
ተጋዳሊት ኤልሳ ንኣስታት 21 ዓመት ተስፉ ብዘይምቑራፅ ንወላዲ ኣቡኣ ትእልሽ ዝነበረት እዛ ሓፍትና ድሕሪ ነዊሕን ተስፋ መቑረፂ እዋናትን ሓሊፋ ኣብ መወዳእታ ድሕሪ 21 ዓመት ክትረኽቦ ዝከኣለት ዋላ ተኾነት ካብ ወላዲ ኣቡኣ ግን ዘይተፀበየቶ ልቢ ዝሰብር መልሲ እያ ረኺባ።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም

01/08/2026

ቅድሚ 20 ደቂቃ ድሮን ደብዳብ ጀሚሩ ኣሎ

ሰራዊት ብልፅግና ሎሚ ንጉሆ ብኣንፈት ምዕራብ ናብ ሸረሪና ዝርከብ ሰራዊት ትግራይ ብከቢድን እግረኛን ደብዳብ ዝጀመረ ኮይኑ ሕዚ ቅድሚ 20 ደቃይቅ ድማ ድሮን ጀሚሩ ኣሎ።

እቲ ጆኖሳይደር ቅሉዕ ኹናት እኳ እንተጀመረ ብወገን ሰራዊት ትግራይ ዝተውሃቦ ምላሽ የለን ብውሕሉል መንገዲ ይከታተልዎ ኣለው።

01/08/2026

ምዕባለ!

ብልፅግና ዝጀመሮ ውግእ ቀፂሉ ኣሎ።

12 ሰዓት ከባቢ ብኸቢድ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብእግረኛ ቀፂሉሉ እዩ።

ሓየት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ድፍዑ ኣሎ። ዛጊድ ዝሃቦ መልሲ የለን።

ካብዘለዎ ብኸቢድ ብረትን ብእግረኛን ናብ ሰራዊትና ዝትኩስ ዘሎ ብልፅግና ውግእ ብዕሊ ምውልዑ ዘርኢ እዩ።

ድምፂ ኸቢድ ብረት ብልፅግና ካብ ሸረሪና 50 ኪሎሜትር ርሕቀት ዝርከብ መዕቆቢ ተጋሩ ይስማዕ ኣሎ።

ጅግና ሰራዊትና ኩነታት ብትዕግስቲ የንብብ ኣሎ።

ኣምበሳ ተተላዒሉ ኣይምለስን!

01/08/2026

ሰበር!

ብልፅግና ውግእ ጀሚሩ።

ብልፅግና ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ ውግእ ጀሚሩ ኣሎ።

ሎማዓንቲ ንግሆ 12 ሰዓት ኸባቢ ዝጀመረ ደብዳብ ኸቢድ ብረት ክሳብ ሕዚ ቀፂሉ ኣሎ።

ብልፅግና ብእግረኛ ሰራዊት እውን ሕዚ ቶኽሲ ኸፊቱ እዩ።

ምዕራብ ትግራይ ወሪሩ ዝሓዘ ብልፅግና ኣብ ሸረሪና ውግእ ብዕሊ ወሊዑ ኣሎ።

ምዕባለ ክስዕብ እዩ።

ካብቶም መስረቲ ዕጡቓት ዓፉር ወይ ድማ ንዓርሶም ሓይሊ ሰላም ትግራይ ኢሎም ዝፅዉዑ ሓደ ምስ ዝኾነ Redae Wayu ምስ ብዙሓት ኣፈላላይና ኣብ ገድሊ plus ፃንሒት ጌርና ኣለና።ሙሉእ ቃለ...
30/07/2026

ካብቶም መስረቲ ዕጡቓት ዓፉር ወይ ድማ ንዓርሶም ሓይሊ ሰላም ትግራይ ኢሎም ዝፅዉዑ ሓደ ምስ ዝኾነ Redae Wayu ምስ ብዙሓት ኣፈላላይና ኣብ ገድሊ plus ፃንሒት ጌርና ኣለና።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም 👇

22/07/2026
ኣብ ህልዉ ኩነታት ኣድሂብና ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ጎዲፉይ ጥላሁን ፃንሒት ጌርና ኣለና።ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇
21/07/2026

ኣብ ህልዉ ኩነታት ኣድሂብና ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ጎዲፉይ ጥላሁን ፃንሒት ጌርና ኣለና።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂብና ምስ ተጋዳላይ ተመስገን ዳዊት ፃንሒት ጌርና ኣለና።ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇
17/07/2026

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂብና ምስ ተጋዳላይ ተመስገን ዳዊት ፃንሒት ጌርና ኣለና።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇

Address

London

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገድሊ Plus posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share