Tigray Tv

Tigray Tv Don't use social media to impress people; use it to impact people( I think social media is a great p business

«ደጋዊ ሓይሊ  ፀገማትና  ከጋድድ ይኽእል'ዩ፣ እቲ ዋና ቁም ነገር   ኣብ ውሽጥና ዘለው ቑጠባውን  ፖለቲካውን ፀገማት ፈቲሕና፣  ተኸባቢርናን ተሓባቢርናን እንነብረላ ትግራይ ክትህልወና ክን...
05/10/2025

«ደጋዊ ሓይሊ ፀገማትና ከጋድድ ይኽእል'ዩ፣ እቲ ዋና ቁም ነገር ኣብ ውሽጥና ዘለው ቑጠባውን ፖለቲካውን ፀገማት ፈቲሕና፣ ተኸባቢርናን ተሓባቢርናን እንነብረላ ትግራይ ክትህልወና ክንሰርሕ ይግባእ።»

ፕረዝደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ

 #ሕጂ: ሓወልቲ ሰማእታት ህዝባዊ ኮንፈረንስ ንብሄራዊ ድሕነት‼️
04/10/2025

#ሕጂ: ሓወልቲ ሰማእታት ህዝባዊ ኮንፈረንስ ንብሄራዊ ድሕነት‼️

27/08/2025

I got over 19,000 reactions on my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉

‎ ካብ ኩለን ጣብያታት ወረዳ ራያ ጨርጨር ዝተወከሉ ደገፍትን ኣባላትን ውድብ ህወሓት ዘሳተፈ መድረኽ ኣብ ከተማ ጨርጨር እናተሳለጠ ይርከብ።21 ነሓሰ 2017 ዓ.ም
27/08/2025

‎ ካብ ኩለን ጣብያታት ወረዳ ራያ ጨርጨር ዝተወከሉ ደገፍትን ኣባላትን ውድብ ህወሓት ዘሳተፈ መድረኽ ኣብ ከተማ ጨርጨር እናተሳለጠ ይርከብ።
21 ነሓሰ 2017 ዓ.ም

15/08/2025

ትግራይ ናብ ምድራውት ሶኦል እያ ተቀይራ ዘላ እሞ ድማ ህፃን ኣብዘይማዓቱ ቃትሎሞ! ንሞዋት መንግስተ ሰማያት የዋርስካ! ንቤተስብ ፅንዓት ያሃብኹም!!!

Address

London

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Tv posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category