11/10/2025
ን19 ጀጋኑ ስድራ ስውኣት መስርሒ ኮንቴነር ኣዳልዩ ከምዘረከብ መስፍን ሓጺነ መጺንን ኢንጂነሪንግን ኣፍሊጡ ኣሎ።ብጣዕሚ ደስ ይብል።እዙይ ብልዕሊ 2.3 ሚልዮን ብር ዝህነፅ እዩ። መካየዲ ስራሕ እቲ ትካል ኢንጂነር ተሰማ ሓዊሱ መላእ ኣመራርሓ ክብሪ ይግባእ።
[ረመፅ ታይምስ]
እዋናዊ ሓበሬታታትን ትንታነታትን ንምርካብ ረመፅ 𝐓𝐈𝐌𝐄S ይከታተሉ
London
Be the first to know and let us send you an email when ረመፅ ታይምስ - 𝐑𝐄𝐌𝐄𝐓𝐒 𝐓𝐈𝐌𝐄𝐒 posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.