SamiTube

😂🤔🤥ተጠንቀቁ
19/07/2025

😂🤔🤥ተጠንቀቁ

በዛ ስእሊ ዝተወሃበ ኮመንት ንርአ 1/  ፡ ኣደይ 2011 ዓቢ ሓወይ ሰግሮ-ዶብ ምስ ከደ ጸሓይ ክሳብ ተዓርብ ኣብ ደገ ኮፍ ኢላ ትነብዕ ኔራ💔🥺2/ ፡ ኣደይ ዕዳጋ ምስ ከድት ከምዚኣ ነይረ ...
05/07/2025

በዛ ስእሊ ዝተወሃበ ኮመንት ንርአ

1/ ፡ ኣደይ 2011 ዓቢ ሓወይ ሰግሮ-ዶብ ምስ ከደ ጸሓይ ክሳብ ተዓርብ ኣብ ደገ ኮፍ ኢላ ትነብዕ ኔራ💔🥺

2/ ፡ ኣደይ ዕዳጋ ምስ ከድት ከምዚኣ ነይረ ሕጂ ከኣ ንሳ ከምዚላ ትፅበየኒ ኣላ ፡ስደት ግን😔✍️

3/@🌏 love፡ ድሕሪ ሞት ናይ ኣደይ ጋል 12 ዓመት ሓፍተይ ሓዊ ኣጉዳ ንኣይ ምስ ኣቦይ ክምዚኣ ኢላ ትጽበየና ነይራ. ገዛ ዘይትኣትዊ እዛ ጋለይ ይብላ ኣቦይ, ኣፍሪህኒ ትብለና🥲🥲

4/ ሳሚ ፍቅረ 🇧🇪: ማዘር ከይመጸት ተመስዩ እቲ ውሽጢ ገዛ ዝባላዕ ይመስለኒ ፈሪሀ ከምዚኣ ኣብ ደገ ይከውን ነይረ

5/ @𝑛𝑒𝑣𝑒𝑟 𝑔𝑖𝑣𝑒 𝑢𝑝 👸🦋: አቦይ ሕማሙ ሽኮሪያ ኔሩ፡ ኣብ 2008 ብግእዝ መድሓኒት ከምፀእ መቀለ በፅሑ ክሳብ ዝምለስ ከምዚኣ እለ ይፅበዮ ነይረ ግን ዓለም ጨካን ንትፈትዎ ሰብ ዘይተንብር አብ ዕሸል39 ዕድመኡ 2010ካብዛ ዓለም ተፈልዩኒ 💔🥺🥺🥺

ብዙሕ ኮመንት ዩ ኔሩ፡ ኩሉ ሰብ ብትዝታ ብዝክሪ ብናፍቆት ተቓጺሉ ዩ ዘሎ። እግዝኣብሄር ስደትና የሕጽሮ ፡ ኣብዛ ስእሊ ዘለኩም ዝክሪ ኣካፍሉ ።
ብሩኽ ቐዳመ ሰንበት

ሰብ ደንጎላ😭🧐
30/06/2025

ሰብ ደንጎላ😭🧐

Address

Nottingham

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when SamiTube posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category