ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

ራኢናን መጻኢት ኤርትራን።
ራኢና: ኤርትራ ሓርነት፣ ፍትሒ፣ ዲሞክራሲ፣ ራህዋ፣ ሰላምን ሓድሕድ ምክብባርን ምጽውዋርን ዝሰፈና ሃገር ክትከውን እዩ። ልዕልና ሕጊ ዝሰፈና መሰልን ክብርታትን ሓርነታትን ኩሎም ዜጋታት ብዘይ ኣፈላላይ ብማዕረ ዘረጋገጸት ፍትሓዊትን ርትዓዊትን ሃገር ክትከውን እዩ። ራኢና ጥሜት፣ ድኽነት፣ ድንቁርና ብትግሃት ቅንዕናን መሃዝነትን ካብ ገጽ መሬት ጠፊኡ፣ ምርግጋጽ ቁጠባዊ ሓርነትን፣ ማሕበራዊ ክብርታትን ብልጫታትን ህዝቢ ኤርትራ ናብ ንቡር ባህርያቱ ምምላስን፣ ኤርትራ ብትምህርትን ቴክኖሎጂን ምስተን ዝማዕበላ ሃገራት ክትስራዕ እዩ። ራኢና፡ ስኒትን ማዕርነትን ኩሎም ብሄራትን ሃይማኖታትን ዘረጋገጸት፡ መሰል ክ

ብረትን ማዕርነትን ደቂ ኣንስትዮን ዝመለለይኣ ኤርትራ ምህናጽ ኢዩ።ኩሉ መሰረታዊ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ ሲቪላዊ (በርገሳዊ) ሓርነታትን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ውልቃዊ ዋንነትን ዘውሓሰት:: ራኢና፡ እቲ ፍሉይ መለለዪ ባህሊ ዝኾነ ኤርትራዊ ክብርታት ማለት፡ ትግሃት፡ ቅንዕና፡ ምሃዝነት፡ተወፋይነት፡ ጽንዓት፡ ጅግንነትን ናብቲ ንቡር ባህርያቱ ምምላስ ኢዩ።
ራኢና፡ ብሃይማኖት፡ ዓሌት፡ ኣውራጃ፡ ብሄር ከይተፋላለየ ነንሕድሕዱ እናተኻባበረ ተሳንዩዝነብረላ ስምርትን ልዕላውነታ ዘረጋገጸትን ሃገር ንክትከውንን። ራኢና፡ ኣብ ሰልፋዊ ብዝሕነት ዝተሰረተ ዲሞክራሰያዊ መሰላትን ኣሰራርሓ ማዕቢሉ ኣብዛሓ–ሰልፍታት ዝዋሳኣሉ ዘይምእኩል ምሕደራ ህዝባ ዘረጋግጽ ስርዓት ብሰለስተ ነንሕድሕዶም ዝቆጻጸሩ ሓጋጊ፡ ፈራዲ፡ ፈጻሚ ትካላት መንግስቲ ዝተኸለት። ራኢና፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ረብሓ ዝተመርኮሰን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ካልኦት ኢድ ምትእትታው ዘወገደ ስኒትን ሰላምን ዝመለለይኡ ንዕብየትን ርግኣትን ከባቢና ዘስፍን ጥዑይን ርጡብን ናይ ወጻኢ ዲፕሎማስያዊ ፖሊስታት ትኽተል ሃገር። ብኣህጉራዊ ሕግታት ተበይኑ ዝተሓንጸጸ ናይ ምድራ፡ ኣየራ፡ ባሕራን ዶባታ ዘረጋገጸትን ዝሓለወትን ሃገር ንኽትከውን ዝቃለስ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ውድብ አዩ። ካብ’ዚ ጽኑዕ እምነት’ዚ ብምብጋስ ሃገራዊ ዲሞክረስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት በብመድረኹ ቀዳምነታት ብምንጻር ኣብ ሰለስተ መድረኻት ቃልሲ ሰሪዑ ይቃለስ።vocate human right in Eritrea

https://youtu.be/q_5FSGatUF8?si=3Ru9yw4bGWxb-Qhu
30/12/2025

https://youtu.be/q_5FSGatUF8?si=3Ru9yw4bGWxb-Qhu

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

https://youtu.be/cXl2VogQ6wI?si=eyX6lfSsf8DHaAl6
27/12/2025

https://youtu.be/H2rjdfcRwzQ?si=EUcFgdxnpz4mFNIw
24/12/2025

https://youtu.be/TKtMUDb5_eY?si=VuwkUr8_jIkhZayx
07/12/2025

https://youtu.be/auh-gUiU0ug?si=XbWZhPI2m6C5KwTo
04/12/2025

🦅ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ🦅
03/12/2025

🦅ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ🦅

🦅ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ🦅
03/12/2025

🦅ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ🦅

https://youtu.be/RCTwvVDfY4g?si=v1NGG5Z9Psa1KZf6
02/12/2025

https://youtu.be/RCTwvVDfY4g?si=v1NGG5Z9Psa1KZf6

እዚ መደብ ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ባህልን ዜናን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝዳሎ መደብ እዩ።መደባት ቲቪ መለይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሎቲካውን ማሕበራውን ከምኡ ውን ኣብ ስነ–ጥበባዊ ስርሓት:...

https://youtu.be/RCTwvVDfY4g?si=mn84WYVis-sCzv2d
01/12/2025

Address

Mevaser Street 2, Tel Aviv-Yafo
Tel Aviv
6119012

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share