YPFDJ Israel

YPFDJ Israel ሲቪክ ማሕበር ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል (ደቂ ሓደ ልቢ) Eritrean civic society in Israel ( ECSI)

24/05/2026

ደስ ዝብል ባዓል ናጽነት መበል 35 ዓመት ልደት ኤርትራ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ን ኣብጽሓናን ምስ ሙዑት ሓያል ስራዊትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዮውሃና ንብል !!

18/05/2026

❤️ “እግዚኣብሔር ፍቕሪ እዩ” (1 ዮሓንስ 4:8)

ፍቕሪ እግዚኣብሔር ከም ፍቕሪ ሰብ ዝቕየር ኣይኮነን።
ንሱ ዘለኣለማዊ፣ ዘይውዳእ፣ ዘይልወጥ ፍቕሪ እዩ።

✨ ንዓና ብምስሉ ፈጠረና።
✨ ብሓጢኣት ምስ ወደቕና ኣይሓደገናን።
✨ ስለ ፍቕሩ ሰብ ኮነ።
✨ ኣብ መስቀል ህይወቱ በጃና ሃበ።

“ገና ሓጢኣተኛታት ከለና፣ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞተ፤ እግዚኣብሔር እቲ ንዓና ዘለዎ ፍቕሪ በዚ የረድእ።”
— ሮሜ 5:8

ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዝፈልየና የለን።
መከራ፣ ስደት፣ ጸበባ ወይ ሞት እኳ ክፈልየና ኣይክእልን እዩ። ❤️

ስለዚ እምበኣር፣
ንእግዚኣብሔር ብምፍቃር፣
ንሰባት ድማ ብምፍቃር
ፍቕሩ ብህይወትና ንግለጽ። ✝️

#ኦርቶዶክስ #ተዋሕዶ

18/05/2026

ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ከምዚ ትርእይዎ ዘለኹም እዩ እሞ ነዚ ክመልእ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ኩሉ ሰብ ክባጻሕ ሸር ንበል

እንታይ እዮም ዝኾኑ ዘለው እዞም ሰባት
19/02/2026

እንታይ እዮም ዝኾኑ ዘለው እዞም ሰባት

እዚ ሞኒካ ትብሎ ዘላ ክንስዕባ

እዚኣ ጎዳይ ናበይ ኣንፈት ሓሳብኩም እስከ ገለ በሉ
18/02/2026

እዚኣ ጎዳይ ናበይ ኣንፈት ሓሳብኩም እስከ ገለ በሉ

ሞኒካን አልሳ ጭሩሙን ዝኸፈትኦ ኣንፈቱ ይቅይርtrue musical legend." ...

16/02/2026

ኣብ ቲክቶክ ዝሓደረ ውግእ t ...

Address

Tel Aivi Sedrot Har Teyone 12
Tel Aviv

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when YPFDJ Israel posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share