ገዛ ተጋሩ Geza Tegaru

ገዛ ተጋሩ Geza Tegaru ዓለም-ለኸ ሓቃዊ ሓበሬታ ብቋንቋ ትግርኛ ንተጋሩ!

08/12/2025
08/12/2025

ክጠፍእ ዝተፈረዶ ህዝቢ ምዕራብ

ሰበር ዜና
06/12/2025

ሰበር ዜና

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

05/12/2025

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

01/12/2025
30/11/2025
መልእኽቲ ጀነራል ጆን መዲድ ኣብ ህልዉ ኩነታት
28/11/2025

27/11/2025
ፃውዒት ነፃ ሕክምና ካብ ዓይደር ሆስፒታልኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ግልጋሎት ሕክምና ኣብ ምዝማንን ምስፋሕን፣ ንተገልገልቲ ግዜ ዝጠልቦ ግልጋሎት ንምሃ...
27/11/2025

ፃውዒት ነፃ ሕክምና ካብ ዓይደር ሆስፒታል

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ግልጋሎት ሕክምና ኣብ ምዝማንን ምስፋሕን፣ ንተገልገልቲ ግዜ ዝጠልቦ ግልጋሎት ንምሃብን ውሽጣዊ ዓቕምን ዓለምለኻውን ሃገራውን መሓዙት ትካላት ምውዳድን ኣገዳሲ ምዃኑ ይፍለጥ፡፡ ምስ እዚ ተታሓሒዙ ካብ 04-13 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ሃገረ ስፔን ዝርከብ Surgeons in Action Foundation ዝመርሖ ካብ ስፔን፣ እንግሊዝን ሮማንያን ዝተውፃፅኡ ወለንታውያን ሰብሞያ መጥባሕቲ ሒዙ ብምቕራብ ምስ ሰብ ሞያ ትካልና ተዋዲዶም ክብድ ዝበሉን ኩነታት ተሓከምቲ ብዓብዪ ሰጉሚ ዘመሐይሹን ግልጋሎት ዝተውሃበ እንትኸውን ንቐፃሊ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ ታሕሳስ 05/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ግልጋሎት ስለዝወሃብ ኣብ ሆስፒታልና ተመዝጊቦም ካብ ዝፅበዩ ደለይቲ ግልጋሎት
1. ፕላስቲክን ሪኮንስትራክቲቭን
2. መጥባሕቲ ህፃናትን ብሚድያኹም ክትፅውዑልና
ከምኡ ድማ

1. ሕፈስ፣
2. ምሽሏኽ ክፍሊ ኣካላት/ሄርኒያ
3. መጥባሕቲ መዓንጡ፣ ከረጢት ሓሞትን ፀላም ከብድን ድማ ቀዲሞም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ተመርሚርኩምን ተዳሊኹም ብምፅናሕ ነፃ ግልጋሎ ደቂስካ ሕክምናን መጥባሕትን ስለእንህብ ተገልገልትና ነዚ ዕድል ንኽትጥቀምሉ ኣካላት ሚድያ፣ ትካላት ጥዕና ይኹን ካልኦት ድማ ነዚ ሓበሬታ ናብ ዝምልከቶም ክፋላት ማ/ሰብ ክተሕልፉልና ብኽብሪ ንፅውዕ።

ንዝበለፀ ትካላዊ ህንፀት ብሓባር ንስራሕ!

---
🌐 Website: https://ayderhospital.org
📘 Facebook: CHS, Ayder Specialized Hospital-MU
🐦 X/Twitter:
📢 Telegram: t.me/ayderhospitalchs
📮 P.O. Box: 1871
✉️ Institutional Email:
• College: [email protected]
• Hospital: [email protected]
We really care!

Address

Bucharest

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገዛ ተጋሩ Geza Tegaru posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ገዛ ተጋሩ Geza Tegaru:

Share