ማሕበር ተጋሩ ሱዑዲ ዓረብያ

ማሕበር ተጋሩ ሱዑዲ ዓረብያ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ተጋሩ ማሕበራውን ኢኮኖሚያውን ጉዳያት ዝዝትይሉ ናይ ትግራይ ሚድያ እዩ ።

18/08/2025

ናብ ዓድና 'ዶ ክንመፅእ? #ትግራይ ሕጊ የለን #ሱዑዲ #ዱባይ #ዲያስፖራ

24/07/2025

ኣብ ዓደይ ኣትየ እንታይ ክሰርሕ? ጨኒቁኒ #ሱዑዲ #ዱባይ #ትግራይ

 #ኣሜሪካ  #ቪዛ በአዲሱ መመሪያ መሠረት በጉብኝት ቪዛ መደብ ውስጥ የF ፣ M እና J ሁሉም የተማሪ እና የልውውጥ (Exchange) ቪዛ አመልካቾችን የበይነ መረብ (online) አጠቃቀም ...
16/07/2025

#ኣሜሪካ #ቪዛ
በአዲሱ መመሪያ መሠረት በጉብኝት ቪዛ መደብ ውስጥ የF ፣ M እና J ሁሉም የተማሪ እና የልውውጥ (Exchange) ቪዛ አመልካቾችን የበይነ መረብ (online) አጠቃቀም ጨምሮ ሁሉን አካታች እና ጥልቅ የሆነ ማጣራት እናካሄዳለን።
ይህን የማጣራት ሥራ ለማቀላጠፍ ሁሉም የ F ፣ M እና J ጉብኝት ቪዛ አመልካቾች ሁሉንም የማህበራዊ ትስስር ገጽ መለያቸውን (Social media profile) ከግል ሴቲንግ (private setting) ወደ ክፍት/ይፋዊ ሴቲንግ (public setting) እንዲያስተካክሉ ይጠየቃሉ ።

02/07/2025

ውዕሎ ጋል ራያ #ሱዑዲ

06/06/2025

ሰናይት ገብሩ ምስ ሓረስቶት #ትግራይ ኣላጀ ሚድያ Alaje Media ሃይሚ ሓበሻ ክዳውንቲ

03/06/2025

ካብ #ሱዑዲ ሪያድ ተመሊሳ ኣብ ስራሕ ዝጀመረት ሓፍትና ተመክሮ ምቅናይ ሃይለሚኪኤል ጓልዞም ተጋሩ ሙና ዩቱብ Selam Tsegay Smile ጓል ራያ #ትግራይ

01/06/2025

መልእኽቲ ኣብ ስደት ንዘለኽን ኣሓተይ Selam Tsegay Smile #ዱባይ #ሱዑዲ

01/06/2025

እንቋዕ ደስበለኩም #ኣብረሃም #ትግራይ Siket Nigus

12/04/2025

ሙሉጌታ ሓውና❗️ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ መንበረ ዙፋኑ የንብርካ🥲

02/04/2025

ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ኣታሊሎም ናብ ስዑዲ ዓረብ ክንወስደክን ብምባል ከኾብልሉ ንዝፈተኑ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ።

ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ተጋዳላይ መዓሾ ኣስመላሽ ንድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ከምዝሓበሮ ዕለት 23 መጋቢት 2017 ዓ/ም ክልተ ውልቀ ሰባት ንኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ኣታሊሎም ናብ ስዑዲ ዓረብ ክንወስደክን ብምባል ካብ ከተማ እንዳባጉና ሒዞምወን እንትጓዓዙ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሰላም ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ክውዕሉ ክኢሎም እዮም።

እቶም ውልቀ ሰባት ዋኒኖም ብሕጊ ይርአ ከምዘሎ 'ውን ተጋዳላይ መዓሾ ኣረዲኡ።

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት መልክዑ እናቀያየረ ተጋዲዱ ይቕፅል ምህላዉ ዝሓበረ ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ዝተዋፈሩ ውልቀ ሰባት ኣደብ ክገብሩ፣ሕብረተሰብ ድማ እዞም ዘይሕጋውያን ውልቀ ሰባት ካብ ዝነዝሑዎ ወረን ምድንጋርን ክርሕቕ ከምዝግባእ ምዒዱ።

# ኪዳነማርያም ብርሃነ

30/03/2025

የቀንየልና ኩፉእ ኣይዙሩኩም! Selam Tsegay Smile #ሪያድ #ዱባይ

29/03/2025

ናብ ዝኸድኩሉ ምኽንያት #ዊንታ

Address

Jeddah

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማሕበር ተጋሩ ሱዑዲ ዓረብያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share