Business Insight

Business Insight Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Business Insight, Digital creator, Riyah, saudi Arabiya, Riyadh.

 #ትዝክርዎ ዶ?
29/05/2026

#ትዝክርዎ ዶ?

ኣብ  ዘለኽምዎ ክንደይ ይሽየጥ ኣሎ?ኣብ ኮመንት  ፀሓፉለይነዛ ዩቱብና ድማ  #ሰብስክራይብ ብምግባር1000 ንክትበፅሕ ተሓባበሩኒ! #ቤተሰብ!https://youtube.com/-p8j?si=1hb...
29/05/2026

ኣብ ዘለኽምዎ ክንደይ ይሽየጥ ኣሎ?
ኣብ ኮመንት ፀሓፉለይ
ነዛ ዩቱብና ድማ #ሰብስክራይብ ብምግባር
1000 ንክትበፅሕ ተሓባበሩኒ! #ቤተሰብ!
https://youtube.com/-p8j?si=1hbIz5SYN18aGK7e

 #ሕቶ-መዓር ንክንደይ  ግዜ ከይተበላሸወክፀንሕ ይኽእል?
29/05/2026

#ሕቶ
-መዓር ንክንደይ ግዜ ከይተበላሸወ
ክፀንሕ ይኽእል?

29/05/2026

Boss ብ ኸቢድ ሚዛን ይመፀናሎ👇🏻
https://youtube.com/?si=TMaO-opzlICsjxu0

ዂቡራትን ዂቡራንን ኣፍቀርቲ ትግርኛ ሙዚቃ ሰላም ኽትኮኑለይ እንዳተመነኹ ብዛዕባ ሓደሸቲ ሰራሕተይ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዝገብር ምኻነይ እናረጋገፅኩ እሰካብ ሹዑ እዛ ሓዱሸ Solomon Haile ትብል ናተይ ናይ YouTub channel Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ።
https://youtube.com/?si=TMaO-opzlICsjxu0

ኩቡራትና ኩቡራን የትግርኛ ሙዚቃ አፍቃሪዎች ሰላም ለናንተ ይሁን በቅርብ ጊዜ ስለ አዳዲሰ ሰራዎቼን የማሳዉቅ ሲሆን እሰከዛ ይሄንን አዲስ የኔ Solomon Haile YouTube Channel Subscribe በማድረግ ቤተሰብ ይሁኑ።
https://youtube.com/?si=TMaO-opzlICsjxu0

✨🌿 ፈተዉትን ኣኽበርትን ሰሎምን ሃይለ ናይ ሰሌ ዩቱብ ሰብስክራይብ ጌርኹም ዶ? ሰሎምን ሃይለ ኣብ ቐረባ ሓዱሽ ስርሑ ኣብ ናይ ባዕሉ ዩቱብ ቻናል ሒዙልና ክመፅ እዩ 'ሞ ሰብስክራይብ ግበሩ።...
29/05/2026

✨🌿 ፈተዉትን ኣኽበርትን ሰሎምን ሃይለ ናይ ሰሌ ዩቱብ ሰብስክራይብ ጌርኹም ዶ? ሰሎምን ሃይለ ኣብ ቐረባ ሓዱሽ ስርሑ ኣብ ናይ ባዕሉ ዩቱብ ቻናል ሒዙልና ክመፅ እዩ 'ሞ ሰብስክራይብ ግበሩ። ገና ንዘይገበርኹም ሊንክ ኣብ ኮመንት ኣለኩም ፡ ሼር🙏 💛❤️

 #ኣብ  #ጀርመን ብዝተኻየደ መፅናዕቲ   ከም  ስለላ  ወይዘለኹምዎ ቦታ  መጠቆሚ  ልንጥቀመሎም  ንኽእል !-ንኲናት ክውዕል ይኽእል እዩ!
29/05/2026

#ኣብ #ጀርመን ብዝተኻየደ መፅናዕቲ
ከም ስለላ ወይ
ዘለኹምዎ ቦታ መጠቆሚ ልንጥቀመሎም ንኽእል !
-ንኲናት ክውዕል ይኽእል እዩ!

? ? ?
29/05/2026

? ? ?

29/05/2026

!

29/05/2026

ጃፓን
-ዚጋታታ ብዙሕ ቆልዕ ንኽወልዱ
ናይ 4" መዓልቲ ጥራሕ ስራሕ
ኣዊጃ!

 ?ኣብ መዓልቲ ክንደይ ሰዓት ኣብ ስልኪ ትውዕል?ገንዘብ ዘምጽኣልካ ኣሎ ዶ ካብኡ? 🤔ኣነ ድማ ከምኡ እዩ ዝነበርኩ — ኣብ ስልኪ ብዙሕ ግዜ ኣሕሊፈ፡ ምምጻእ ቁርሺ ግን የለን።ሓደ መዓልቲ C...
29/05/2026

?
ኣብ መዓልቲ ክንደይ ሰዓት ኣብ ስልኪ ትውዕል?
ገንዘብ ዘምጽኣልካ ኣሎ ዶ ካብኡ? 🤔
ኣነ ድማ ከምኡ እዩ ዝነበርኩ — ኣብ ስልኪ ብዙሕ ግዜ ኣሕሊፈ፡ ምምጻእ ቁርሺ ግን የለን።
ሓደ መዓልቲ Claude AI ረኸብኩ።
ዘደንቅ ነገር ርኤኩ — ሰባት ብ AI ጽሑፍ፡ ብ chatbot፡ ብ AI ቢዝነስ ፕላን... ካብ ገዛኦም ኮፍ ኢሎም ገንዘብ ይሰርሑ ኣለዉ።
ሕጂ ኣነ ውን ይፍትን ኣለኹ። 💪
Claude AI እንታይ ይገብረልካ?
✍️ ደብዳቤ፡ CV፡ ዕዮ ጽሕፈት ይጽሕፍ
🤖 Chatbot ንቢዝነስካ ይሃንጽ
💡 ሓሳብ ንቢዝነስ ይህብ
🌐 ትርጉምን ፕላንን ይሰርሕ
ናበይ ትሸጦ?
Fiverr, Upwork, ወይ ዓሰርተ ሰባት ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ — ኩሎም ዓሚሎም ክኾኑ ይኽእሉ።
ካብ ኢትዮጵያ ኾይንካ፡ ካብ ገዛኻ፡ ብስልኪ ጥራይ። 📱
ዝደሊ ሰብ ኣሎ ዶ ኣብ comment? ብሓባር ንዛረብ
ቪድዮ ኣብዚ ሎኩም https://youtu.be/d6Y8sq_-JKY?si=rM7jvKnkuIG3MjC7

👇
#ፍሪላንስ #ትግርኛ #ካብገዛ #ቢዝነስ

Address

Riyah, Saudi Arabiya
Riyadh
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Business Insight posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share