Habesha in Khartoum ሓበሻ ኣብ ካርቱም

Habesha in Khartoum ሓበሻ ኣብ ካርቱም fun, joy, entertainment, info, date, for all habesha people living in khartoum sudan..

https://www.facebook.com/share/p/1EgPWi6dk8/
17/10/2025

https://www.facebook.com/share/p/1EgPWi6dk8/

▟▛▜▟▛▜▟▛ ዘሐጉስ ብስራት ▟▛▜▟▛▜▟▛

ንኹሉ ድሌታትኩም ዝኸውን ምዕቡልን ፈጠራውን ቴክኒካዊ መፍትሒታት።
ንደለይቲ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት።

ミ★ ኣገልግሎታትና ★彡

🟥 መርበብ ሓበሬታ

ፈጠራን ዘመናዊ ቴክኖሎጅን ዘወሃህድ
ኣገልግሎት ዲዛይን ዌብሳይት ንህብ።
ሓድሽ ፕሮጀክት ትጅምሩ ትኹኑ
ወይ መርበብ ሓበሬታኹም ከተመሓይሹ ትደልዩ፡መርበብ ሓበሬታኹም መንነት ምልክት ንግድኹም ከም ዘንጸባርቕን ድሌታት ተዓዘብትኹም ከም ዘማልእን ነረጋግጽ።

🟥 ስማርትፎን ኣፕሊኬሽን

ሓደ ካብቶም ብ Erena Promo Tech ዝዋሃብ ኣገልግሎታት ዝኾነ ስማርትፎን ኣፕሊኬሽናት ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ዲጂታላዊ ዘመን ምስ ዓማዊልን ተጠቀምትን ካብ ዝረኽብዎምን ዝበለጹን መገድታት ኣገልግሎት ዩ።

🟥 ብሕታዊ ሶፍትዌር

ንነፍሲ ወከፍ ናይ ስራሕ ሃዋህው ብሕታዊ ኣገልግሎት ምምዕባል ሶፍትዌር ንህብን ንንግዳዊ ድሌታትኩም ንምምላእ ድማ ብጥንቃቐ ክንክንን ምስ ጠለባትኩም ዝተመጣጠነ መፍትሒታትን መደባት ስራሕን ብምምዕባልን ንገብሮ።

🟥 ኢ-ኮሜርስ ዲዛይን

Erena Promo Tech ናይ ኢ-ኮሜርስ ዲዛይንን ምዕባለን ኣገልግሎት ዝህብ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ትካላት ንግድን ውልቀሰባትን ኩሉ ፍርያቶምን ኣገልግሎታቶምን ንምርኣይን ክሸጡን ዘኽእሎም ናይ ኦንላይን ዲጂታላዊ መተሓላለፍቲ ምፍጣር እዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ናይ ዋትስኣፕ ቁጽሪ ክትረኽቡና ትኽእሉ
🤳 +947 6683 6704

06/10/2025

ኣብ ገዛኻ ዘሎ ርጉም ተናኻሲ
ከልቢ ክትሶጉግ ምስ ዝብኢ ምትሕብባር ነብሰ-ቅትለት 'ዩ።

29/09/2025

ኣንቱም ህዝቢ ! ኣብ ዓድኹምን መሬትኩምን ሰላምን ራሕስን ክወርደኩም ግን ልብኹምን ትግባርኩምን ዘይተንጽሁ ?
---------------------

እዚ ትርኢዎ ዘለኹም እትዮጵያዊ ሓበሻ 'ዩ። ኣብዚ ቪድዮ ኣዝዩ ሓደጌኛ ዝኾነ ዕጸፋርስን ዘይሕጋዊ ከሚካላት ሒዙ እንዳ ኣሰጋገረ ብ ኣዚዩ ረቂቅ ዝኾነ ሓበሬታታት ዘይሕጋዊ ምስግጋራት ዝሃድኑ ፖሊስ ኣብ albaha ዝባሃል ከባቢ ተታሒዙ፡ ኣይ ንነብሱ ኣይንቤተሰቡ ኣብ እሳት ዝኾነ ቤት ማሕቡስ ክበሊ 'ዩ፡ እዚ ኸማን ብሂወት እንተ ቀጺሉ።

እቲ ዘገርም ግን ሂወትካ ክትቅይር ዓዲ ጓና ብዘይሕጊ ኣቲኻ ብዘይ ሕጋዊ እንዳ ተቐመጥካ ንምንታይ መጀምርያ ንነብስኻ ብድሕሪኡ ነቶም ክንብሩ ጥራይ ዝደልዩ ንጹሃን ኣሕዋትካ ዝልክም ዘይ ስነምግባራዊ ስራሕ ትሰርሕ ብጣዕሚ 'ዩ ዘገርም። ገንዘብን ንዋትን ሎሚ እንተሳኣንካዮ ጽባሕ ትረኽቦ፡ ሂወትካ ብጥቅሉሉ ኣብ ሰልሚ ዘእቱ ሓደገኛ ስራሕ ግን እቲ ገንዘብ በረኸት በረኸት የብሉ ፥እቲ ሂወት ቅሳነት የብሉን።

ስለዚ ኣሕዋት ቅድሚ ተኣሲረ ተሶጊገ ኢልካ ምምራር ቅድም ኣካይዳና ነመሓይሽ፡ ኩሉ ኣብ ኢድ ፈጣሪ 'ዩ፡ እታ ንዓኻ ኢሉ ዝጻሓፋ ወሳዲ የብላን፡ ልዕሊ ኹሉ ግን ንሂወትና ብድሕሪኡ ካልኦት ንጹሃንን ከይንልክም ክልተ ግዜ ንሕሰብ።


26/03/2025

ኣብ ካርቱም ሃንደበት ተባሪዑ ብዙሓት ዘፈናቀለ፡ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝቀጸለ ውግእ ሱዳን ሎሚ ከተማ ካርቱም ብ ሓይልታት ሰራዊት ሱዳን ሓራ ወጺኣ ኣላ።
🕊🕊🕊

17/09/2023

Dehri merirn ahlaken mefenqal
Kab Khartoum Abey adi
Alekum ??? 😞💔🥺

15/04/2023

ኣገዳሲ ሓበሬታ
ሎሚ ቀዳም 15 /04/2023
ኣብ ሞንጎ ዳዕም ኣሰሪዕ ዝፍለጥ ፍሉይ ሓይሊ ወታሃደርን ከምኡ ሓይልታት ምኽልኻል ሱዳን ኣብ ውሽጢ ከተማ ካርቱም ኣዝዩ ብርቱዕ ኩናት ተኸፊቱ ከም ዘሎ ይፍለጥ። ኩልኹም ሓበሻ ክሳብ ኩነታት ገለ ኣፍሊጡ ዝሃድእ ኣብ ቤትኩም ብሙኻን ዘሎ ኩነታት ተኸታተሉ።

11/04/2023
🇪🇷   🇪🇹    🇵🇸ካብ ካርቱም ን ኤርትራ ወይ ኢትዮጵያ ክትድውሉ ምስ እትደልዩ በዚ ዝስዕብ ዋጋታት ከነደውለኩም ድሉዋት ኢና።15 ደቂቅ -------------------- 1000 ጅነ30 ደ...
08/04/2023

🇪🇷 🇪🇹 🇵🇸
ካብ ካርቱም ን ኤርትራ ወይ ኢትዮጵያ ክትድውሉ ምስ እትደልዩ በዚ ዝስዕብ ዋጋታት ከነደውለኩም ድሉዋት ኢና።
15 ደቂቅ -------------------- 1000 ጅነ
30 ደቂቅ -------------------- 2000 ጅነ
45 ደቂቅ -------------------- 3000 ጅነ
60 ደቂቅ -------------------- 3900 ጅነ

ኣድራሻና ፡-
ዓማራት ስቶፕ 41
ቁ.ቴለ፡- 0110689403

25/08/2022

ክረምቲ ካርቱም ኣብ ርእሲ ዘላታ ተወሰኸታ ኾይንዋ ሰብ ጨፈቅፈቅ!!

25/08/2022

Address

Amarat 41
Khartoum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Habesha in Khartoum ሓበሻ ኣብ ካርቱም posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Habesha in Khartoum ሓበሻ ኣብ ካርቱም:

Share