DEHAY TV

DEHAY TV Kontaktinformation, kartor och vägbeskrivningar, kontaktformulär, öppettider, tjänster, betyg, foton, videor och meddelanden från DEHAY TV, Tv-kanal, Partille.

ኣብ መንጎ እዘን ስእልታት 4 ወርሒ ጥራይ እዩ ዘሎ። ሰባስቲያን ሃለር ተዋጋኢ 💪 እዩ።
10/01/2023

ኣብ መንጎ እዘን ስእልታት 4 ወርሒ ጥራይ እዩ ዘሎ።

ሰባስቲያን ሃለር ተዋጋኢ 💪 እዩ።

ናይ ስዑዲ ዓረብ ኣል ሂላል ንሜሲ ብ400 ሚልዮን ዩሮ ፈቲንዎ ምስኡ ክጽንበር
09/01/2023

ናይ ስዑዲ ዓረብ ኣል ሂላል ንሜሲ ብ400 ሚልዮን ዩሮ ፈቲንዎ ምስኡ ክጽንበር

ኣብ 2022 ዝበዝሐ ሃትሪክ ዝሰርሐ ተጻዋታይ
06/01/2023

ኣብ 2022 ዝበዝሐ ሃትሪክ ዝሰርሐ ተጻዋታይ

ዝርዝር ናይቶም ኣብ ዓመት 2022 ዝበዝሑ ብጫ ካርድ ዝረኸቡ ተጻወትቲ
05/01/2023

ዝርዝር ናይቶም ኣብ ዓመት 2022 ዝበዝሑ ብጫ ካርድ ዝረኸቡ ተጻወትቲ

ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ ምፍራሙ ካብ ዝግለጽ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ጥራይ ኣብ ኢንስታግራም ልዕሊ 5.1 ሚልዮን ተኸታተልቲ ኣጥርዩ 😳📈Don 🔥🔥🔥
02/01/2023

ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ ምፍራሙ ካብ ዝግለጽ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ጥራይ ኣብ ኢንስታግራም ልዕሊ 5.1 ሚልዮን ተኸታተልቲ ኣጥርዩ 😳📈
Don 🔥🔥🔥

መን እዩ ሽልማት ባሎን ዲ ኦር ተዓዊቱ ዘይፈልጥ ግን ከኣ ዝግብኦ ብናትካ ኣረኣእያ?  🏆
02/01/2023

መን እዩ ሽልማት ባሎን ዲ ኦር ተዓዊቱ ዘይፈልጥ ግን ከኣ ዝግብኦ ብናትካ ኣረኣእያ? 🏆

ናይ መወዳእታ ክልተ ጸወታታት ስጳኛዊ ዳኛ ማቴዎ ላሆዝ....😱😱
02/01/2023

ናይ መወዳእታ ክልተ ጸወታታት ስጳኛዊ ዳኛ ማቴዎ ላሆዝ....😱😱

ገለ ሓደሽቲ ደቂ ጋንትኡ ሮናልዶ ኣብ ዓወት 👀
01/01/2023

ገለ ሓደሽቲ ደቂ ጋንትኡ ሮናልዶ ኣብ ዓወት 👀

🚨ህጹጽ: ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ስለዘሎ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ናብ ኒውካስል ልቓሕ ክወሃቦ ዝገልጽ ዓንቀጽ ዘጠቓልል እዩ። ምስቶም ሰበስልጣን ዓወት ስዑዲ...
01/01/2023

🚨ህጹጽ:

ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ስለዘሎ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ናብ ኒውካስል ልቓሕ ክወሃቦ ዝገልጽ ዓንቀጽ ዘጠቓልል እዩ። ምስቶም ሰበስልጣን ዓወት ስዑዲ ዓረብ ሓደ እዮም።

እዚ ክልተ ተጻወትቲ ኣብ 2023 ንኣልናስር ክንደይ ሸቶታት ከመዝግቡ እዮም?  🤯
01/01/2023

እዚ ክልተ ተጻወትቲ ኣብ 2023 ንኣልናስር ክንደይ ሸቶታት ከመዝግቡ እዮም? 🤯

ጆርጅና ድሕሪ ሮናልዶ ናብ ስዑዲ ዓረብ ምግዓዙ 😂😂
01/01/2023

ጆርጅና ድሕሪ ሮናልዶ ናብ ስዑዲ ዓረብ ምግዓዙ 😂😂

WOUT FAES ኣብ ቀዳማይ እብረ ክልተ ሸቶታት ኣመዝጊባ 🤯
30/12/2022

WOUT FAES ኣብ ቀዳማይ እብረ ክልተ ሸቶታት ኣመዝጊባ 🤯

Adress

Partille

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när DEHAY TV postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Affären

Skicka ett meddelande till DEHAY TV:

Dela