ትግርኛ Page

ትግርኛ Page ትግርኛ Page : Your hub for Tigrayan culture, music, and entertainment.

Join us for the latest updates, fun content, and celebration of the vibrant Tigrigna heritage!

20/07/2026

4/5 =X/25
Find X

12/07/2026

ናይ ሎሚ ገደደ____።
ሀ) ለባም ዓበደ
ለ) ሰያብ ዝዓበደ
ሐ) ጅግና ዝሰንበደ

09/07/2026

ሰብ ናብ ስቡ_______።
A. ከልቡ ናብ ገረቡ
B. ዝብኢ ናብ ገረቡ
C. ኣድጊ ናብ ገረቡ

ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ንቕድሚት ብዝኸድካ ቁጽሪ, ንስኻ ኣብ ድሕሪት ትሓድጎ ነገር እንታይ እዩ?A. ስጉምቲ       B. ትንፋስC. ፅላሎት        D.ፍልጠት
02/07/2026

ሕንቅልሕንቅሊተይ፡
ንቕድሚት ብዝኸድካ ቁጽሪ, ንስኻ ኣብ ድሕሪት ትሓድጎ ነገር እንታይ እዩ?

A. ስጉምቲ B. ትንፋስ
C. ፅላሎት D.ፍልጠት

ክእለት ሒሳብ :84 ÷ 7 + 9 × 2 − (10 − 4) = ?A. 20B. 22C. 24D. 26
28/06/2026

ክእለት ሒሳብ :
84 ÷ 7 + 9 × 2 − (10 − 4) = ?

A. 20
B. 22
C. 24
D. 26

Math Challengge:15 ÷ 3 + 2 x 4 - 6 = ?A. 13B. 7 C. 6D. 12
26/06/2026

Math Challengge:
15 ÷ 3 + 2 x 4 - 6 = ?

A. 13
B. 7
C. 6
D. 12

24/06/2026

ወዲ ሃይለ፣ ሮቤልን ረዊናን ነንሕድሕዶም ምስ ኣቦኦም ናብ ምግፋፍ ዓሳ ከይዶም። ናይ ሮቤል ኣቦ ኣምበስ ናይ ረዊና ኣቦ ድማ ነብሮም ይበሃሉ።
ናይ ወዲ ሃይለ ኣቦ ሽሙ መን ይበሃል?

Maths Challenge:20 ÷ 5 + 3 x 2 = ?
23/06/2026

Maths Challenge:
20 ÷ 5 + 3 x 2 = ?

ክልተ ኣቦታትን ክልተ ኣወዳትን ንምግፋፍ ዓሳ ኸይዶም። ብጠቕላላ 3 ዓሳ ገፊፎም ነፍሲ ወከፎም ሓደ ዓሳ በፂሕዎም።ከመይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል?
23/06/2026

ክልተ ኣቦታትን ክልተ ኣወዳትን ንምግፋፍ ዓሳ ኸይዶም። ብጠቕላላ 3 ዓሳ ገፊፎም ነፍሲ ወከፎም ሓደ ዓሳ በፂሕዎም።

ከመይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል?

ሒሳብ፡ን 8 ብ 8 ኣባዚሕካ, ነቲ ውጽኢት ብ 4 ኣካፊልካ, ኣብ መወዳእታ ድማ 4 እንተደሚርካሉ ክንደይ ይኸውን?A. 16B. 20 C. 24D. 64
22/06/2026

ሒሳብ፡
ን 8 ብ 8 ኣባዚሕካ, ነቲ ውጽኢት ብ 4 ኣካፊልካ, ኣብ መወዳእታ ድማ 4 እንተደሚርካሉ ክንደይ ይኸውን?

A. 16
B. 20
C. 24
D. 64

Address

Istanbul
34664

Telephone

+12029294456

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ትግርኛ Page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

l="false"> Add listing
  • Login
  • Subscribe

    We will notify you when anything happens in Istanbul.