
27/08/2025
ሓደሽቲ ሙዚቃታት ትግርኛ ቀጥታ ካብ ዩቱብ ብደረጃ ዝቕመጥሉን፣
ተመልካቲ ድማ ናይ ባዕሉ ድምፂ ዝገብረሉን ንመጀመርታ ግዜ ተኣምራዊ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ቢልቦርድ ኣብዚ ኣለኩም።
ዝወፀ ሓዱሽ ደርፊ እውን ኣብ ዩቱብ ከይ ኣለሽኩም ኣብዚ ዌብሳይት ሓዱሽ ዝለቐቐ ደርፊ ኢሉ የምፅአልኩም።
👉 https://tigrignamusic.com/charts/ 👈