Sedo ENT

Sedo ENT Jayo Ent brings users closer to the cinema – enabling them to watch great movies anywhere and anytime.

We deliver a user-friendly app that is bringing you closer to the cinema.

13/11/2023

ፊሊም ኤሮስ ኣብ ጃዮ ኢንት ሞባይል ኣፕ(App) ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።
እቶም ነዛ ኣፕ ዘየዉረድኩማ ከኣ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ኣቲኩም ክተዉርድዋ ትክእሉ።
https://onelink.to/ab6at5

06/11/2023

ፊሊም ኤሮስ ኣብ ጃዮ ኢንት (Jayo Ent) ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።

06/11/2023

ከም ህዝቢ ሓበሻ ንኣዝዩ ብዙሕ ዓመታት፡ ስነ-ጥበብ፡ ፈጠራ፡ ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ቦታ’ውን እንተ ጸናሕና፡ ሓሳብና ክንገልጽ፡ ነንሕድሕድና ክንማከር፡ ከም ሓደ ሓባራዊ ረቛሒ ኮይኑ ከገልግል ዝኽእለሉ ዝበለጸ መንገድታት ናይ ሲኔማ ንጅምሮ ኣለና።
ረቡዕ 8 ሕዳር 2023፡ ኣብ ሴንቸሪ ሲነማክስ፡ ኣሬና ሞል - ንሳምብያ "ኤሮስ ፊልም ክትረአ ስለ ዝኮነት" ተጸንበሩና።
ኩልኹም ተዓዲምኩም ኣለኹም!
ዝጅምረሉ ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ፡ ትኬት ድማ ብ’20000UGX ጥራይ ይርከብ።
ንዝያዳ ሓበሬታ ዋትስኣፕ፡ +256-709979192።
ኣብ ገጽኩም ዘሎ ሓጐስን፡ ፍሽኽታን፡ ተስፋ፡ ትብዓት ክንርኢ ኣብኡ የራኽበና!

As Habesha people for very many years, art, audio-visual communication, and creativity have been and still are our best ways to express ourselves, uplift each other, and serve as a unifying factor even where there is no hope.
In this pursuit, let us do it once again by supporting our brothers and sisters in their first-ever film exhibition in Uganda.
Join us this Wednesday, 8th November 2023, for the "Eros Film Screening" at Century Cinemax, Arena Mall - Nsambya.
You are all invited!
Gates open at exactly 5:00 pm, and tickets are available at only UGX. 20,000.
WhatsApp: +256-709979192 for more information.
Can’t wait to see the happiness and smiles on your faces as we celebrate the great work of our own. See you there!

Film Eros Available Now On Jayo Ent!
04/11/2023

Film Eros Available Now On Jayo Ent!

03/11/2023

ፊሊም ኤሮስ(Eros) ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 4ተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለም ሲኔማ፡ ረቡዕ ዕለት 8ተ ኣብ ካምፓላ ኣሬና ማል ሲኔማክስ(Cinemax) ሰዓት 05፡30pm ክትረአ ምኳና ክንሕብረኩም ንፈቱ። ነቶም ብኣካል መጺኩም ክትሪእዋ ዘይትክእሉ ከኣ ኣብ ጃዮ ኢንት(Jayo Ent App) ኣቲኩም ክትካታተልዋ ትክእሉ።
እቶም ጃዮ ኢንት ዳዉሎድ ዘይገበርኩማ ከኣ በዚ ንገድፈልኩም ዘለና ሊንክ(Link) ኣቲኩም ዳዉንሎድ ክትገብርዋ ትክእሉ።
https://onelink.to/ab6at5

ፊሊም ኤሮስ(Eros) ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 04/11/2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለም ሲኔማ ክትረአ ከም ዝኾነት ንኩላትኩም ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
03/11/2023

ፊሊም ኤሮስ(Eros) ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 04/11/2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለም ሲኔማ ክትረአ ከም ዝኾነት ንኩላትኩም ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

''Happy Nwe Month!በዚ ኣብ ታሕቲ ዝገድፈልኩም ሊንክ(like)፡ ጃዮ ኢንት ካብ ፕለይ ስቶር ወይ ካብ ኣፕ ስቶር ኣውሪድኩም፡ ብዘይ ዝኮነ ረባሺ ነገር ፊሊም ክተስተማቅሩ ትኽእሉ።h...
01/02/2023

''Happy Nwe Month!

በዚ ኣብ ታሕቲ ዝገድፈልኩም ሊንክ(like)፡ ጃዮ ኢንት ካብ ፕለይ ስቶር ወይ ካብ ኣፕ ስቶር ኣውሪድኩም፡ ብዘይ ዝኮነ ረባሺ ነገር ፊሊም ክተስተማቅሩ ትኽእሉ።
https://onelink.to/ab6at5

''Jayo Ent Movie Shop...! Happy Saturday All Funs.በዚ ኣብ ታሕቲ ዝገድፈልኩም ሊንክ(like)፡ ጃዮ ኢንት ካብ ፕለይ ስቶር ወይ ካብ ኣፕ ስቶር ኣውሪድኩም፡ ብዘ...
28/01/2023

''Jayo Ent Movie Shop...! Happy Saturday All Funs.

በዚ ኣብ ታሕቲ ዝገድፈልኩም ሊንክ(like)፡ ጃዮ ኢንት ካብ ፕለይ ስቶር ወይ ካብ ኣፕ ስቶር ኣውሪድኩም፡ ብዘይ ዝኮነ ረባሺ ነገር ፊሊም ክተስተማቅሩ ትኽእሉ።
https://onelink.to/ab6at5

''''ሩሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና...!
06/01/2023

''''ሩሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና...!

14/08/2022

ምሉእ ፊልም ሽንፋእ ኣብ ጃዮ ትሩዝ ዮኡ ቱብ ተዘርጊሓ ኣላ
ንምክትታል ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ👇👇
https://youtu.be/HZj133-eFSI

Address

Gaba Road
Kampala

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sedo ENT posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sedo ENT:

Share