Sedo entertainment

Sedo entertainment Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Sedo entertainment, Record Label, Kabalagala, Makindye, Kampala.

We ''Sedo entertainment'' an Eritrean Media Channel.
- We are always providing our ultimate products
- Satisfying our followers
- Inspire our society as best as we can.

30/12/2025

ሓንቲ ምረጹ . .?

ቅድሚ ገለ  ዓመት ዝጀመርናያ ስራሕ ኣብ መፈጸምታ በጺሓ፡ንሰሉስ ዕለት 25/11/2025 ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ክትምረቅ ምድላዋትና ኣጻፊፍና ኣለና። ኩልኩም፡ነበርቲ ኡጋንዳ ድማ ኣብዚ መደብ ክ...
20/11/2025

ቅድሚ ገለ ዓመት ዝጀመርናያ ስራሕ ኣብ መፈጸምታ በጺሓ፡ንሰሉስ ዕለት 25/11/2025 ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ክትምረቅ ምድላዋትና ኣጻፊፍና ኣለና። ኩልኩም፡ነበርቲ ኡጋንዳ ድማ ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ ንዕድም።

ጽቡቅ ዕድል ንስነጥበባዊ ሄኖክ ኣይሙት

ነዚኦም ኣብ ታሕቲ ዘለዎ ብሉጻት ጥበባውያን ድማ ስራሕኩም ድሕሪ ነዊሕ ጻዕርኩም ኣብ መፈጸምታ በጺሑ ኣሎ እንካዕ ሓጎሰኩም ይብሎም

An album is never made alone. You work with many along the way, but you finish with the ones whose energy speaks to your heart. Art lives through emotion — that’s what makes it real.

✨ ዓቢ መደብ! ✨ኣልበም ትታኣረም ኣብ ካምፓላ ክትምረቅ ተጻፊፋ ኣላ፡ምህላዋ ከነካፍለኩም ብሓጎስ ንገልጽ! 🎉እዚ ብሃርሞኒ ታለንት ማኔጅመንት ምስ ኣለዳ ሚድያ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ፕሮጀክት...
17/11/2025

✨ ዓቢ መደብ! ✨
ኣልበም ትታኣረም ኣብ ካምፓላ ክትምረቅ ተጻፊፋ ኣላ፡ምህላዋ ከነካፍለኩም ብሓጎስ ንገልጽ! 🎉

እዚ ብሃርሞኒ ታለንት ማኔጅመንት ምስ ኣለዳ ሚድያ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ፕሮጀክት፡ ሓደ ካብቶም ሓያላትን ንጡፋትን ቀጥታዊ ሙዚቃዊ ኣበርክቶታት ኣብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራ ክኸውን ተዳልዩ ኣሎ። 🎶🔥

ነዚ ዘይርሳዕ ጽምብል ባህሊ፡ ድምጽን ስነ-ጥበባዊ ጽንብል ኩሉ ሰብ ክጽንበረና ምዉቕ ዕድመ ቀሪቡ ኣሎ። ተኣኪብና ምጅማር ትታኣረም ዝዝከር ምሸት ንግበር! ❤️🎤

📍 ካምፓላ
📀 ምጅማር ኣልበም ትታኣረም
🙌 ቦታ ፓራዳይም ክለብ

@ጽባሕ ሓሙስ ተጸበዩና
15/10/2025

@ጽባሕ ሓሙስ ተጸበዩና

15/10/2025

መሳጢ ዕላል ስነ ጥበባዊ ኣብርሃምን ስነ ጥበባዊ የማነን ኣብ ሰዶ ኢንተርተይመንት ንጽባሕ ሓሙስ

05/09/2025

ንባብ 1 ደቒቕ - ዘይተጸበዮ ሕቶ! ማርክ፡ ናይ ኮለጅ ትምህርቱ ካብ ዝጅምር ወርሒ ኣቚጺሩ ነበረ። እቲ ዝምህሮም ዝነበረ ፕሮፌሰር፡ ሓጺር ፈተና ኣዳልዩ ሃቦም። ማርክ፡ ጥንቁቕ ተመሃራይ ስለ...
15/12/2024

ንባብ 1 ደቒቕ - ዘይተጸበዮ ሕቶ!

ማርክ፡ ናይ ኮለጅ ትምህርቱ ካብ ዝጅምር ወርሒ ኣቚጺሩ ነበረ። እቲ ዝምህሮም ዝነበረ ፕሮፌሰር፡ ሓጺር ፈተና ኣዳልዩ ሃቦም። ማርክ፡ ጥንቁቕ ተመሃራይ ስለዝነበረ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ሕቶ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ፡ ብህድኣት ተረጋጊኡ መለሰ። እታ ኣብ መወዳእታ ዝቐረበትሉ ሕቶ ግን፡ ካብ ኩለን ዝተፈልየት ኰይና ጸንሓቶ።

“ነዚ ቤት ትምህርቲ እትጸርዮ ሰበይቲ፡ መን'ዩ ስማ፧” እዚ ሕቶ'ዚ፡ ንማርክ ባጫ ኰይኑ ተሰመዖ። ነዛ ሰበይቲ፡ ቀጻሊ ከተጽሪ ርእይዋ እዩ። ቆማት፡ ጸሊም ጸጕራ፡ ኣብ ሓምሳታት ዕድመ እትርከብ'ያ ነይራ። ከመይ ኣቢሉ እዩ'ሞ ስማ ክፈልጦ፧ ነታ ሕቶ ከም ዘላታ ገዲፉ፡ ነቲ ናይ ፈተና ወረቐት ኣረከበ።

ፈተና ምስ ወድኡ፡ ሓደ ካብቶም ተመሃሮ፡ እታ ናይ መወዳእታ ሕቶ ምስ'ቲ ፈተና ትሕሰብ እንተዀይና ንመምህሮም ተወከሶ። “ብርግጽ! ክትሕሰብ'ያ” ድሕሪ ምባል፡ “ጽባሕ ንግሆ ትምህርቲ ወዲእኩም ስራሕ ምስ ጀመርኩም፡ ብሞያኹም ብዙሓት ሰባት ክትረኽቡ ኢኹም። ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ኣገዳሲ ስለዝዀነ ከኣ፡ ንዅሉ ማዕረ ኣቓልቦን ሓልዮትን ክትህብዎ ይግባእ - ዋላ'ውን ነቲ ሰላም! ንምባል ጥራይ እትደልይዎ ሰብ” በሎም ይበሃል።

ሞራል፡ ምናልባት ብዝና ብፍልጠት ብገንዘብን ካልእን ዝልለዩ ሰባት ጥራይ ክብሪ ንህብ ከይንህሉ ንጠንቀቕ። ነፍሲወከፍ ሰብ ክብሪ ይግብኦ እዩ። ብዘለወን ዘይብሉን ኣይንፍረድ!!

Address

Kabalagala, Makindye
Kampala
19986

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sedo entertainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sedo entertainment:

Share

Category