Eri Nomads

Eri Nomads Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Eri Nomads, Digital creator, ጥቓ ሶያ መስጊድ, ጎኒ ቢከይ ሆቴል, Ggaba Road, Kampala.

ናይ ካናዳ ባዮመትሪክ / ዓሸራ ቆጸራ፣ ከይዝ ናብ ትግርኛ ምቱርጓም፣ ትራቨል ዶኩመንት ምስላጥ፡ UK TB / Medical ቆጸራ፡ Netherlands (Holland) / Italy / Sweden / Germany ፎርምን ቆጸራን፣ DNA ናይ US / UK ቆጸራ፣ Schengen Visa / VFS Global፣ ናይ Germany ፈተና፣ ዝደንጎየ ፕሮሰስ ኢመይል ምጽሓፍ፣ ትኬት በረራታት ኣየር ነሳልጥ።

10/09/2025

እዞም ናይ ካናዳ ባዮመትሪክ ወይ ድማ ዓሸራ መጺኩም
ናብ ኢመግረሽን ካናዳ ኣብ ሉጎጎ ዝርከብ ትኸዱ ዘለኹም
Please! ብዘይ ኦንላይን ቆጸራ ከይሓዝኩም ኣይክየድን ኢዩ!

ካልኣይ ካብ ደር ሰላም ታንዛኒያ ባዮመትሪክ ዓሸራ ኢመይል መጺኩም ክነስኹም ግን ኢመይልኩም ከይረኣኹሞ 30 መዓልቲ ዝሓለፈኩም
ካልኣይ ግዜ ናይ ዓሸራ ኢመይል ከም ዝስደደልኩም ክንገብር ንኽእል ኢና!

ነቶም ናይ ባዮመትሪክ ቆጸራ ሒዝኩም
ግን ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ መዓልትኹም ክትርከቡ ዘይከኣልኩም ድማ ቆጸራ reschedule ክንገብረልኩም ንኽእል ኢና!

ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇩🇪✈️ Eri Nomads
0708 349215 | 0704 329199

04/09/2025

እዞም ናይ ካናዳ ባዮመትሪክ ወይ ድማ ዓሸራ መጺኩም
ናብ ኢመግረሽን ካናዳ ኣብ ሉጎጎ ዝርከብ ትኸዱ ዘለኹም
Please! ብዘይ ኦንላይን ቆጸራ ከይሓዝኩም ኣይክየድን ኢዩ!

ካልኣይ ካብ ደር ሰላም ታንዛኒያ ባዮመትሪክ ዓሸራ ኢመይል መጺኩም ክነስኹም ግን ኢመይልኩም ከይረኣኹሞ 30 መዓልቲ ዝሓለፈኩም
ካልኣይ ግዜ ናይ ዓሸራ ኢመይል ከም ዝስደደልኩም ክንገብር ንኽእል ኢና!

ነቶም ናይ ባዮመትሪክ ቆጸራ ሒዝኩም
ግን ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ መዓልትኹም ክትርከቡ ዘይከኣልኩም ድማ ቆጸራ reschedule ክንገብረልኩም ንኽእል ኢና!

ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇩🇪✈️ Eri Nomads
0708 349215 / 0704 329199

እዞም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩምከምዚአን 2 ኢመይል ነቲ ስፖንሰርኩም ወይ ንዓኹም እንተ መጽያትኩምናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ማለት እዩ።እዚ ማለት ድማ ቅድሚ ሕጂ ዓሸራ ወይ መዲካል ኢመይል ተ...
01/09/2025

እዞም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩምከምዚአን 2 ኢመይል ነቲ ስፖንሰርኩም ወይ ንዓኹም እንተ መጽያትኩም
ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ማለት እዩ።

እዚ ማለት ድማ ቅድሚ ሕጂ ዓሸራ ወይ መዲካል ኢመይል ተሰዲድኩም ግን ከይረኣኹሞ ምስ ትጸንሑ ልዕሊ 30 መዓልትታ ምስ ተሕልፍ ዝስደደኩም መጠንቀቕታ ኢመይል እዩ።

እዛ ንርእያ ዘለና ኢመይል ናይ መዲካል ኮይና
ዝሕብረና ዘሎ ሓበሬታ ድማ ካብዛ ኢመይል ዝመጸታ
ተወሳኺ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ መዲካል ክንገብር ዕድል ከም ዝሃቡና ትሕብር ኢያ።

እዛ ካልአይቲ ድማ ናይ ባዮመትሪክ/ዓሸራ ኮይና
ዝሕብረና ዘሎ ሓበሬታ ድማ ብዕለት 02/08/2024 ዓሸራ ክንገብር ተሰዲድና ከም ዘይገበርናን ሕጂ ግን ተወሳኺ 30 መዓልታት ካብዛ ተሰደደትላ ክንገብር ዕድል ከም ዝሃቡና ትሕብር ኢያ።

መብዛሕትኡ እዋን ቀይሕ/ብጫ ዘለዎ ጽሕፈት ናብ ኢመይልና ምስ ዝመጻና፡ መጠንቀቕታን ቀልጢፍና ከነተግብሮ ከም ዘለና ዝሕብር እዩ።

Thank you!!!
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇮🇹✈️ Eri Nomads
0708349215 | 0704329199

Check out ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️’s video.

እዞም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለና፣ ልክዕ BIOMETRIC/ዓሸራ ምስ ገበርና ዝመጸና ኢመይል የደናግረና ስለዘሎ እንታይ ይመስል ሎሚ ክንርእዮ ኢና።እቲ ኢመይል ካብ VFS ኢዩ ዝመጽእ፡ vfs ማ...
28/08/2025

እዞም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለና፣ ልክዕ BIOMETRIC/ዓሸራ ምስ ገበርና ዝመጸና ኢመይል የደናግረና ስለዘሎ እንታይ ይመስል ሎሚ ክንርእዮ ኢና።
እቲ ኢመይል ካብ VFS ኢዩ ዝመጽእ፡ vfs ማለት ድማ
ሓደ ሚድል ማን ኮይኑ ነቲ ካባና ዝወሰዶ ኢንፎርመሽን ወላ ውን ባዮመትሪክን፡ መዲካልን ናብ ኤምባሲ ዘብጽሕ እዩ።

እታ ኢመይል ዝሰዱልና ድማ
ኣርእስታ VFS GLOBAL NOTIFICATION ትብል ኮይና ነዚኣ ድማ ትመስል
ብላዕሊ ሽምና ናትና ዘለዋ ኮይና ኣብ ታሕቲ ድማ ዕለትን ስዓትን ወላ ውን መከታተሊ ቁጽሪ ዘለዋ እዩ።
ኣብ ታሕቲ ምስ ወረድና ድማ ሓንቲ pdf ነዚኣ ትመስል ትመጸና እያ

እዚኣ ኢመይል ምስከፈትናያ፣ ናይ ገንዘብ መሳሊ ከም ዘይከፈልና መረጋገጺ ዘለዋ ወረቐት ኢያ።
ኣብ ዓሸራ ንገብረሉ እዋን ውን መብዛሕትና ገንዘብ ኣይንኸፍልን ኢና
ስለዚ የሕጽር ኣቢልና እቲ ዝመጽእ ኢመይል ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን፣
ግን ዓሸራ ከምዝገበርና ዝሕብር ኢዩ። ስለዚ ብዙሕ ኣይትገደስሉ!
እታ ዓሸራ ምስ ገበርና ጸኒሓ ትመጸእ ኢመይል ድማ ቆጸራ ብናትና ኢመይል ምስ ዝተሓዝ እዩ።

እዛ ወረቐት ንርእያ ዘለና ድማ ኣብ ዓሸራ ዝገበርናሉ እዋን ንቕበላ ወረቐት እያ።
Thank you!
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇮🇹🇩🇪✈️ Eri Nomads
0708349215 | 0704329199

63 likes, 11 comments. “እዞም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለና፣ ልክዕ BIOMETRIC/ዓሸራ ምስ ገበርና ዝመጸና ኢመይል የደናግረና ስለዘሎ እንታይ ይመስል ሎሚ ክንርእዮ ኢና። እቲ ኢመይል ካብ VFS ኢዩ ዝመጽእ፡ ...

ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም ብዙሓት ሰባት ሎሚ ቕነ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ዝብል መጺኩም ኣሎ!እታ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ትብል ትመጻኩም ነዚኣ ትመስል።ኢንተርቪው ቅድሚ ምግባርኩም ክትገብ...
02/08/2025

ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም ብዙሓት ሰባት ሎሚ ቕነ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ዝብል መጺኩም ኣሎ!
እታ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ትብል ትመጻኩም ነዚኣ ትመስል።

ኢንተርቪው ቅድሚ ምግባርኩም ክትገብሩዎም ዘለኩም ጥንቃቐታት ኣለዉ ገለ ካብኦም ድማ:
1. ነቲ ዝመላእካዮ ከይዝ ብጥንቃቐ ምጽናዕ: ምኽንያቱ ኩሉ ሕቶታት ካብኡ ስለ ዝሓቱኻ!
2. ኣሳይለም ኔርኩም ፉል ስታተስ ዝሓዝኩም ድማ ኢመይል ጽሒፍካ ፉል ስታተስኩም update ምግባር
3. ምሳኹም ሒዝኩሞም ወይ ክትማልእዎም ዝግበኣኩም ነገራት ድማ፡
• ነቶም ኣሳይለም ዘለኩም ኣሳይለምኩም ሒዝኩም ምኻድ
• ነቶም ፉል ስታተስ ዘለኩም ድማ Refugee ID and Family Attestation
• ነዛ መጽያትኩም ዘላ ኢመይል ድማ ፕሪንት ጌርኩማ ምኻድ፡ ምኽንያቱ ኣብ ኣፍደገ፣ ቆጸራ ከም ዘለካ በዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣረጋጊጾም ክትኣቱ ስለ ዘፍቅዱልካ
4. ብሰንኪ ሕማም ወይ ዝኾነ ሽግራት ምኽንያታዊ ዝኾነ ክትርከቡ እንተዘይኪእልኩም ኮንኩም፣ ቆጸራ ናይ ኢንተርቪውኩም ከተናውሕዎ ይከኣል እዩ።
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹🇩🇪✈️ Eri Nomads
0704 329199 | 0708 349215

40 likes, 2 comments. “ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም ብዙሓት ሰባት ሎሚ ቕነ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ዝብል መጺኩም ኣሎ! እታ ኢመይል ኢንተርቪው ግበሩ ትብል ትመጻኩም ነዚኣ ትመስል። ኢንተርቪው .....

ሓበሬታ ነቶም 🇨🇦🇨🇦Medical Email🇨🇦🇨🇦 ዝመጻኩምኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹🇩🇪✈️ Eri Nomads 0704 329199 | 0708 349215 Samrawit Tour & Travel A...
19/07/2025

ሓበሬታ ነቶም 🇨🇦🇨🇦Medical Email🇨🇦🇨🇦 ዝመጻኩም
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹🇩🇪✈️ Eri Nomads
0704 329199 | 0708 349215
Samrawit Tour & Travel Agency

Check out ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️’s video.

እዞም ናይ ካናዳ ባዮመትሪክ ወይ ድማ ዓሸራ መጺኩምናብ ኢመግረሽን ካናዳ ኣብ ሉጎጎ ዝርከብ ትኸዱ ዘለኹምPlease! ብዘይ ኦንላይን ቆጸራ ከይሓዝኩም ኣይክየድን ኢዩ!ካልኣይ ካብ ደር ሰላም ...
12/07/2025

እዞም ናይ ካናዳ ባዮመትሪክ ወይ ድማ ዓሸራ መጺኩም
ናብ ኢመግረሽን ካናዳ ኣብ ሉጎጎ ዝርከብ ትኸዱ ዘለኹም
Please! ብዘይ ኦንላይን ቆጸራ ከይሓዝኩም ኣይክየድን ኢዩ!

ካልኣይ ካብ ደር ሰላም ታንዛኒያ ባዮመትሪክ ዓሸራ ኢመይል መጺኩም ክነስኹም ግን ኢመይልኩም ከይረኣኹሞ 30 መዓልቲ ዝሓለፈኩም
ካልኣይ ግዜ ናይ ዓሸራ ኢመይል ከም ዝስደደልኩም ክንገብር ንኽእል ኢና!

ነቶም ናይ ባዮመትሪክ ቆጸራ ሒዝኩም
ግን ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ መዓልትኹም ክትርከቡ ዘይከኣልኩም ድማ ቆጸራ reschedule ክንገብረልኩም ንኽእል ኢና!
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇩🇪✈️ Eri Nomads
0708 349215 / 0704 329199
Samrawit Tour & Travel Agency

Check out ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️’s video.

ናይ ካናዳ ፕሮሰስኩም Case ናብ ትግርኛ ንትርጉም።ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️ Eri Nomads Samrawit Tour & Travel Agency 0704 329199 / 0708 349215
08/07/2025

ናይ ካናዳ ፕሮሰስኩም Case ናብ ትግርኛ ንትርጉም።
ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️ Eri Nomads
Samrawit Tour & Travel Agency
0704 329199 / 0708 349215

Check out ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇮🇹✈️’s video.

ኩሉኹም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም፡ 30 ሰነን ቅድሚኡን ብብዝሒ Canada Biometric Appointment ኣብ ኢመይልኩም (Gmail Account) መጺኩም ስለዘሎ፡ ኢመይልኩም ብግቡእ ክ...
02/07/2025

ኩሉኹም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም፡ 30 ሰነን ቅድሚኡን ብብዝሒ Canada Biometric Appointment ኣብ ኢመይልኩም (Gmail Account) መጺኩም ስለዘሎ፡ ኢመይልኩም ብግቡእ ክትከታተሉ ንላቦ።

ኣብ inbox ክትረኽብዎ አንተዘይኪእልኩም ግን፡ ኣብ Spam ዝብል ቸክ ግበርዎ።
ኤሪ ኖማድስ Eri Nomads
0708 349215 / 0704 329199
Samrawit Tour & Travel Agency

1778 likes, 75 comments. “ኤሪ ኖማድስ 🇪🇷🇺🇬🇨🇦🇬🇧🇧🇻🇩🇪✈️ ⚠️⚠️Canada Biometric⚠️⚠️ ብብዝሒ ናይ Canada Biometric Email ተሰዲዱ ስለዘሎ፡ ኩሉኹም ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም ኢመላትኩም ቸክ .....

ናይ ካናዳ ፕሮሰስና ኣበይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ንፈልጠሉ ኣገባብኤሪ ኖማድስ Eri Nomads 0708 349215 Samrawit Tour & Travel Agency ዘድልዩ ቅጥዕታት 👇1. ፋይል ና...
29/06/2025

ናይ ካናዳ ፕሮሰስና ኣበይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ንፈልጠሉ ኣገባብ
ኤሪ ኖማድስ Eri Nomads 0708 349215
Samrawit Tour & Travel Agency
ዘድልዩ ቅጥዕታት 👇

1. ፋይል ናምበርኩም
2. ስም ኣባሓጎ
3. ዝተወለድክምሉ (ዕለት/ወርሒ /ዓመተምህረት)
4. ዝተወለድክምሉ ሃገር

2510 likes, 203 comments. “ካናዳ ፕሮሰስኩም ትፈልጥሉ ኣገባብ👇 ዘድልይኹም ቅጥዕታት! 1. ፋይል ናምበርኩም 2. ስም ኣባሓጎ 3. ዝተወለድክምሉ ዓመተ ምህረት 4. ዝተወለድክምሉ ሃገር ...

ናይ Holland / Netherlands & Sweden Schengen Visa & Vfs ፎርም ንመልእኤሪ ኖማድስ Eri Nomads 0708 349215 Samrawit Tour & Travel Agen...
28/06/2025

ናይ Holland / Netherlands & Sweden
Schengen Visa & Vfs ፎርም ንመልእ
ኤሪ ኖማድስ Eri Nomads 0708 349215
Samrawit Tour & Travel Agency

Address

ጥቓ ሶያ መስጊድ, ጎኒ ቢከይ ሆቴል, Ggaba Road
Kampala

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eri Nomads posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share