kullu.tv

kullu.tv Welcome to the kullu! Eritrean Entertainment app! Watch Eritrean movies, series, docs and audio books at kullu.

31/03/2023

ፊደል | Fidel
መላመዲ ጽሕፈት ትግርኛ | Tigrinya Language Practice Book
ንዓኹምን ንደቅኹም ይኹን ኣሕዋትኩም ንምሕጓስ ብዝቀለለ ኣገባብ ቛንቋ ትግርኛ ምጽሓፍን ምንባብን ምልማድ እትሕግዝ መጽሓፍ ተዳልያትልኩም ኣላ ።
እዛ “መጽሓፍ ፊደል” ዝሰመናያ ፣ ብፊደላትን ቃላትን ትግርኛ ዝተሃንጸት ፣ ንምንባብን ምድማድጽን ብዝሕግዙ ኣድመጽቲ (Vowels) ዝተነድቁ ቃላት ምስ ስእላዊ መሰነይታን ዝሓዘት ኮይና ንህጻናት ዓቅሚ ዝፈልጥዎም ቃላት ምብራክ ክትሕግዝ ንትስፎ ።
ብተወሳኺ’ዉን ቀንዲ ዕላማ “መጽሓፍ ፊደል” ህጻናት ምጽሓፍ ክላመዱ ስለዝኮነ እዚ ተዳልይሎም ዘሎ ቅዲ ንክጽሕፉ ዝሕብር (Tracing) ከምኡ’ውን ደጋጊሞም ክጽሕፉን ክድምስሱን ብዘኽእል ብርዕን ወረቀትን ተዳልይሎም ኣሎ ። ኣብ ኤዉሮፓ፡ ካናዳ ፡ኣሜሪካ፡ ኣፍሪቃን ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።

Whatsapp us 👉 +49 1521 7478399

ኩሉ ዉላዱ ንዓዱ ንዓውዱ መታን ክመስለሉ
ኽሕንጥጠሉ ከንብበሉ ዝላመደሉ ፊደል ይግዝኣሉ።

#ትግርኛ 🇪🇷

21/12/2022

ህያብ ልደት ንደቅኹም📒

ፊደል Kullukids መላመዲ ጽሕፈት ትግርኛ ንህጻናት ኣብ መላእ ዓለም
ተዘርጊሓትልኩም ኣላ። ህጻናት ወይ ዉን ዓበይቲ ብዝቀለለ
መገዲ ቋንቛ ትግርኛ ምጽሓፍን ምንባብን እትምህር
መጽሓፍ ኮይና ደጋጊምካ ዳደምሰስካ ትመሃረላ መጽሓፍ'ያ ።
ብርትዓዊ ዋጋ ኣብ መላእ ኤውርጳን ሰሜን ኣሜሪካን
ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።

መጽሓፍ ፊደል ከም ህያብ ንደቅና ብምሃብ ወረስት
ቋንቑኦም ንሙኻን ንሓግዞም።

ርሕስ በዓል ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና።

ኣብ ዋትሳፕፕ ጽሓፉልና
+49 1521 7478399


🇪🇷🇪🇷

19/07/2022

ቤትና | HOME

ንሱ ኣብ ህድማ ንሳ ኣዲኣ ኣብ ምድላይ
ዝሓልፍዎ ጉዕዞ ዩ ኣራኪብዎም።

ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኩሉ | kullu


ኣብ ቀረባ ግዜብ ሉዋም፡ ፍናን፡ ሮቢንሰን ተቶርጒማ      🇪🇷
08/07/2022

ኣብ ቀረባ ግዜ
ብ ሉዋም፡ ፍናን፡ ሮቢንሰን ተቶርጒማ


🇪🇷

Address

Lugazi

Telephone

+256707714300

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when kullu.tv posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to kullu.tv:

Share

‘ምዋና’ ብ ትግርኛ #Moana in Tigrina

እታ ናብ ልዕሊ 48 ቋንቋታት ዓለምና ተተርጉማ ክሳብ ሕጂ ህቡብነታ ዘለዋ 'ምዋና' ዘርእስታ ኣኒሜሽን ፊልም፡ ሕጂ'ዉን ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተተርጉማ በቶም ህቡባትን ፍቱዋትን ተዋሳእቲ ሃገርና ከም በዓል ግርማይ ( ሳንድያጎ )፡ ሻሹ ተኽለ ፡ ሳሙኤል ተዓገስ (ወዲ ተዓገስ ) ፡ ኣወል ስዒድን ከምኡ'ዉን ምስ ህቡባት ድምጻዉያን ሄኖክ ( ናጎ )፡ ተሜ HIP-HOP; ኤልሃም መሓመድ፡ ሸዊት እስቲፋኖስን ካልኦትን ብርቀት ዝተዋስእዋ ኣብ ቀረባ ግዜ ንምራኢት ክትቀርብ እያ።