Axumawian Media Network

Axumawian  Media Network Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Axumawian Media Network, Media/News Company, 1239 S 52nd Street, Philadelphia, PA.

AMN (Axumawian TV ) is an independent platform committed to informing and empowering the public through truthful journalism and civic storytelling focused on Tigray, Ethiopia, Eritrea, and the Horn of Africa.

መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ሎሚ 14 ነሓሰ 2018 ኣብ ከተማ መቐለ ብስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ትግራይ ደብዳብ ተፈፂሙ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ትግራይ ከቢድ መጉዳእቲ...
08/20/2026

መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

ሎሚ 14 ነሓሰ 2018 ኣብ ከተማ መቐለ ብስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ትግራይ ደብዳብ ተፈፂሙ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ትግራይ ከቢድ መጉዳእቲ ከም ዝበፅሐ ድማ ጭቡጥ ሓበሬታ ካብ ትካላት ሕክምና ረኺብና ኣለና።

እዚ ጥቕዓት መቐፀልታ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ሰባትን ትካላትን ትግራይ ዝፍፅሞ ጭካነ፣ ገበንን ስርዓታዊ ሽበራን ምዃኑ ካብቲ ዒላማ ዝደብደቦ ቦታ ምርዳእ ይከኣል። እዚ ተግባር ቅሉዕ ገበን ኲናትን መቐፀልታ ፀረ ትግራይ ፖሊሲ ስርዓት ኢትዮጵያን ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ነቲ ከይመፅእ ንፈርሖ ዘለና ኣዕናዊ ካልእ ዙር ኲናት ዘጋድድ እዩ።

እዚ ፀረ ሰላም ዝኾነ ህቀናን ሰይጣናዊን ስጉምቲ ስርዓት ኢትዮጵያ ብህፁፅ ደው ክብል ዝፅውዕ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ፡ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ትግራይ ይበፅሕ ኣብ ዘሎ መዓት ነፍሒ 'ዓሽካ' ተካይዱ ዘለኹም ደቂ ትግራይ ካብ ተግባርኹም ክትቁጠቡ ድማ የተሓሳስብ። ንግዳያትን ስድራ ግዳያትን ሓዘኑ ዝገልፅ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ፡ ትካላትን ማሕበረሰብን ዓለም ነዚ ተግባር ከውግዙ ፡ ነዚ ገበን ይፍፅም ኣብ ልዕሊ ዘሎ ስርዓት ድማ ፀቕጢ ከዕርፉ ኹለመዳያዊ ስራሕቱ ከምዝቕፅል ድማ የረጋግፅ።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
14 ነሓሰ 2018
ትግራይ፡ መቐለ

08/19/2026
08/19/2026

Address

1239 S 52nd Street
Philadelphia, PA
19143

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Axumawian Media Network posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Axumawian Media Network:

Share