Tesfa xbah

Tesfa xbah እዚ ፔጅ እዚ ዝተፋላለዩ ታሪኽ ቅዱሳንን ከመይ ጌርና መንፈሳዊ ህይወት ንላማመዶን ዝብል በብእዋኑ ብድምጽን ጽሑፍን ከነቅርበላ ኢና።

10/09/2023

"እንታይ ክጋገ ከም ዝኽእል ምፍራሕ ኣቋርጽ።እንታይ ክጋገ ከም ዝኽእል ምሕጓስ ጀምር"
Tony Robbin

10/01/2023

"ተስፋ ክንገብር እቲ ዝበለጸ'ዩ፡ ንመጀመርታ ግን ዝኸፍአ ተዳሎ!!!?
B.B

09/19/2023

# grum mekar you tube Channel (ግሩም መካር ዩቲብ ) መንፈሳዊ መልእክትታት ዘለዎም ትምህርቲ ፡ መዝሙር ፡ ድራማታትን ካልኦት መንፈሳዊ መደባትን ዝፍነዎ እዩ ። # እዚ You tube Channel ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክ....

ርሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝተፋላለየ፡ ቦታን ውቕትን ህይወትን ኾንኹም ተሕልፍዎ ዘለኹም ግእዛውያን ።
09/11/2023

ርሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝተፋላለየ፡ ቦታን ውቕትን ህይወትን ኾንኹም ተሕልፍዎ ዘለኹም ግእዛውያን ።

09/11/2023
08/07/2023

"ብልጻት ኣዕሩኽ ከም ከዋኽብቲ እዮም።ኩሉ ግዜ ኣይትርእዮምን ኢኻ፡ግን ኩሉ ግዜ ከም ዘለዉ ትፈልጥ ኢኻ። "
ክርስቲ ኢቫንስ

መዲያት ሽወደን
08/03/2023

መዲያት ሽወደን

08/01/2023

ብደገ ዘሎ ዝኾነ ነገር ክትቅይሮ ቀሊል'ዩ። እቲ ናይ ውሽጢ ለውጢ ግን ብልሓታዊ ብቅዓትካ'ዩ ዝውስኖ።እቲ ለውጢ ብግዳም ከመይ ከም ዝፍጸም ንዓካ ኣይምልከትን።እዚ ስራሕ ኣድማስ እዩ ።ስራሕካ ኩሉ ሰናይ ካብ ውሽጥካ፡ብደገ ድማ ጨረርታ ምውጻእ እዩ። ኩነታት ናብቲ ንዘንጸባርቕ እቲ ኩሉ ኣብ ጎድኻ ክቕየር እዩ።

Address

San Francisco, CA

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tesfa xbah posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share