DW International TV

DW International TV DW International TV is managed by DW International LLC. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

11/13/2025

Subscribe ይግበሩ! # ዘተ ሰላምን ሓድነትን ኻልኣይ ክፋል ይግበሩ!©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን...

11/13/2025
11/13/2025

Subscribe ይግበሩ! #ጋሻ ሰንበት - ድምፃዊ እምብዛ ኣሊጋዝ -ኣትንየ ወይ ደማይት እንተትኾን ዛመሪት . ይግበሩ!©Copyright: Dimtsi Weyan...

11/13/2025
11/13/2025
11/13/2025
11/13/2025

ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓትን ከተማ መቐለ ክረጋገፅ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እዚ ዝተገለፀ ሎሚ ኣብታ ከተማ ፅሬት ከባቢን ሓምለዋይ ልምዓትን ንምስላጥ መድረኽ ምልዕዓልን ምንቕናቕን ህዝቢ እንትካየድ እዩ።

ኣብቲ መድረኽ ከንቲባ ከተማ መቐለ ዶክተር ረዳኢ በርሀ ከምዝገለፅዎ ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓትን ከተማ መቐለ ክረጋገፅ ይስራሕ ኣሎ።

ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሮም ዝነበሩ ስራሕቲ ልምዓት ብሰንኪ ጆኖሳይዳል ኲናት ትግራይ ተቋሪፆምን ተጎዲኦምን እዮም ኢሎም።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ፤ ሕፅረት ነዳዲን ካፒታልን ዋላ እኳ እንተሃለወ ብዝተረኸበ ዉሱን ዓቕሚን ተሳትፎ ህዝቢን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ምጅማሮም ገሊፆም።

ንከተማ መቐለ ዝምጥን ፅሬትን ሓምላዋይ ልምዓትን ምርግጋፅ ከምዝግባእ እዉን ኣተሓሳሲቦም።

ከተማ መቐለ ሰሓቢት፣ ውቕብቲን ልምዕትን ክትኾን ግደ ህዝቢን ትካላትን ዝለዓለ ከምዝኾነ እቶም ከንቲባ ገሊፆም።

ኣብቲ መድረኽ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተወፃፅኡ ነበርቲ፣ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣካላትን ተረኺቦም እዮም።

# ኣዲስኣለም ሓጎስ

11/13/2025

Address

Washington D.C., DC
20037

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when DW International TV posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to DW International TV:

Share

Category