Tigray Media ትግራይ ሚድያ

Tigray Media ትግራይ ሚድያ ፀኒዑ ዝተቓለሰ ይዕወት!
(3)

09/26/2025

ቀይሕ ባሕርን ፓሎቲካ ልፍዓተይ ተስፋ ወዓካፃ

09/24/2025

ሸዊት ቢተው ዝተኣሰረሉ ጉዳይ ናይ ውልቂ ....

ታላቁ መሪ   ! Ethiopia
08/20/2025

ታላቁ መሪ ! Ethiopia

08/20/2025

ኣብ ከተማ #መቐለ ተጨውዮም ዝተበሃሉ #ሰለስተ ግለሰባት ሃለዋቶም ተረኺቡ:: #ትግራይ

08/19/2025

ካብ
ብዛዕባ ብፃይ ሸዊት ቢተው ዝተወሰነ ሓበሬታ ከካፍለኩም። ብዝግባእ ኣፃርየ ጭቡጥ ዝኾነ ዝረኸብክዎ ሓበሬታ እዩ።

ተጋዳላይ ሸዊት ክሃድም ረኺብናዮ፥ ክሃድም ብስለያ ተታሒዙ፥ ሚልዮናት ቅርሺ ንክወሃቦ ተደራዲሩ ገለ ዝብሉ ወግዕታት ባዕሎም እቶም ኣብ ዓፋር ዘለው ብፆት ዝፈጠርዎ ድራማ እዩ። ብዋናነት ጀነራል ወዲ ኣንጥሩ ዘውረዶ ፕሮፖጋንዳ እዩ። ትማሊ ምሳኹም ኣብ ዓፋር ንዝነበረ ከምዚ ዓይነት ወፍሪ የሕዝን እዩ። ፅባሕ እውን ኣብ ባዕልኹም ክበፅሕ ከም ዝኽእል ክትርድኡ ኣለኩም ኣሕዋት። ኩላትኩም ብፆትና ኢኹም ምፅልላም ገዲፍኩም ዓድኹም እተው።

ሸዊት ቢተው ፈለማ ምስ በዓል ጀነራል ወዲ ኣንጥሩ ኣፈላላያት ነይሮምዎ እዮም። ሓድሽ ዝተገበረ ናይ ኣወዳድባ ምትዕርራይ ነይሩ። እዚ ዝተገበረ ሓድሽ ኣወዳድባ ምትዕርራይ ሸዊት ቢተው ዋላ እኳ ተዘይደገፎ ንዘይምዕንቃፍ ኢሉ ከም ዝተቐበሎን ኮይኑ ግን ብሰራዊት ተቐባልነት ብዘይብሎም ኣዘዝቲ ኣብ ዓፋር ዘሎ ዕጡቕ ክምራሕ ምግባር ልክዕ ከም ዘይኮነ ተዛሪቡ እዩ። ካብ ዝነበሮ ሓላፍነት ክላዓል ብምግባር ናብ ወታደራዊ ኮማንድ ዝበሃል ኣባል ተገይሩ ክሰርሕ ምምዳቡ እውን ዘይደለዮ ዋላ እኳ እንተኾነ ኮይኑ ግን ክቕፅልን ቅሬትኡ ክዛረብን ክኢሉ እዩ። ብእዚ ምኽንያት ድማ ኣብ ሞንጎ ወዲ ኣንጥሩን ሸዊት ቢተውን ኣፈላላያት ክገዱ ክኢሎም እዮም።

ኣብ ቀረባ መዓልቲ በዓል ሸዊት ናብ ሰመራ ኣኼባ ተፀዊዖም ዋላ እኳ እንተነበሩ ኮይኑ ግን ኣፈላላያት ስለዝነበሮምን ስግኣት ስለዝሓደሮምን ናብ ሰመራ ኣይንኸድን እቲ ኣኼባ ኣብ ኣብዓላ ንግበሮ ኢሎም። ኮይኑ ግን ሹፌር ተላኢኽዎም ናብ ሰመራ ኣብ ምኻድ እናሃለው ኣብ ልዕሊ ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው መጥቃዕቲ ፈተነ ቅትለት ተፈፂሙ። ካልኦት ምስኡ ዝነበሩ ብፆቱ ድማ ተዂሲ ከፊቶም። ንሸዊት ንምድሓን ድማ ዝተወሰነ ናይ ተኹሲ ልውውጥ ተገይሩ።፡ንሸዊት ምስኡ ዝነበሩ ብፆት ኣድሒኖምዎ። (26 ዕጡቓት ምስኡ ዝነበሩ)

ኮሎኔል ኢያሱ፥ ኮሎኔል ሓበን፥ በርሀ ባራኺ (ወዲ ራያ)፥ ጀነራል ወዲ አንጥሩ "ትእዛዝ ኣይንቕበልን ኢልኩም" ብዝብል ኣብ ልዕሊ ተጋዳላይ ሸዊት ስጉምቲ ክውሰድ ገይሮም እዮም። ከምቲ ዝበልክዎ ብተዂሲ ዝተደገፈ እዩ ነይሩ። ድሕሪ እዚ ተጋዳላይ ሸዊት ምስኡ ዝነበሩ ተጋደልቲ ካልእ ዝኸፈአ ነገር ከይፍጠር ብናይ ባዕሉ ተበግሶ ናብ ካልእ ስጉምቲ ከይኣትውን ዕጥቆም ንክፈትሑን ገይሩ እዩ። ድሕሪ እዚ ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው ምስቶም ዝተኸላኸሉሉ 26 ተጋደልቲ ክእሰር ክኢሉ ኣሎ።

ነዞም ንሸዊት ሓዊስካ 26 ተጋደልቲ ንምሓዝ በዓል ጀነራል ወዲ ኣንጥሩ ካብ መከላከያ ሓገዝ ሓቲቶም እዮም። "ምስ ህወሓት ተመሻጢሮም" ብዝብል መከላከያ ንክሕግዞም ብዝሓተትዎ መሰረት መከላከያ ንሸዊትን ነቶም 26 ተጋደልትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንክውዕሉ ገይሮም።

ሐዚ ሸዊት ቢተው ምስ 26 ንፆቱ ተኣሲሩ ኣሎ።

ኣብ ዓፋር ዘለኹም ዕጡቓት ብፆት፤ ሐዚ እውን እዚ ኣካይዳ ንዓኹም፣ ንስድራኹም፣ ንህዝብኹምን ብዓብይ ድማ ንትግራይ ዘይጠቅም ምዃኑ ተረዲእኹም ናብ ዓድኹም እተው። ስርዓት ብልፅግና ናይ ትግራይ ፀገም ከጋድድ እምበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ክፈትሕን ለውጢ ከምፅእን ኣይኽእልን። ስለዚ ነዚ ብምርዳእ ናብ ዓድኹም ተመለሱ።

ጀነራል ወዲ ኣንጥሩን ካልኦት ናይቶም ዕጡቓት ኣዘዝትን ዝኾንኩም፤ ትማሊ ምስ ህዝብኹም ኮይንኩም ዋጋ ዝኸፈልኩም ጀጋኑ ኢኹም። እቲ ኣሲርክምዎ ዘለኹም ሸዊት ቢተው ኮነ እቶም 26 ዕጡቓት እውን ትማሊ ምሳኹም ኣብ በረኻ ዝነበሩ ጀጋኑ እዮም። እቶም ሐዚ እውን ኣብ ዓፋር ዘለው ካልኦት ዕጡቓት እውን ምሳኹም ትማሊ ዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑ እዮም። ስለዝኾነ እቲ ሒዝክምዎ ዘለኹም መንገዲ ንኣብይ ኣሕመድን ብልፅግናን እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ከም ዘይኮነ ተረዲእኹም ነቶም ዝኣሰርክምዎም ፍትሕዎም። ነቶም ዝተረፉ ድማ ሒዝክምዎም ዓድኹም እተው።

ትማሊ ምሳኹም ዋጋ ዝኸፈሉ ተጋዳልቲ ንሸዊት ቢተው ሓዊሱ ፍትሕዎም። ኣብዚ ዘለዋ ወለዶምም ስድርኦምን ወሲኽኩም ኣይተድምይወን። ግደፉ።

Credit Fetawi Lewuti

08/17/2025

ይቅርታ ኣደ #ትግራይ

08/16/2025

መልእክቲ ትግራይ 2025

08/09/2025

ለመሌ ጉዳችንን ሰማህ?
የ ነሐሴ ወር ሊገባ ሲል ሁሌም አስታውስሀለው። አንተን ግን ሳስታውስ ሁሌም በምክንያት ነው። አሁን ግን ከማስታወስም በላይ እነዚያ የተቸገሩ ስቃይ መከራ ቀን በቀን ሰቆቃ ውስጥ የሚሰቃዩ ኢትዮጵያውያን ያሉበትን ስሰማ እና ሳይ የባሰ ያንተ አለመኖር እንደ እግር እሳት ያቃጥለኛል። አንተ ከመታወስም በላይ ነህ!*****
መለስ ሆይ በዚህ ደቂቃ ኢትዮጵያውያን ያሉበትን ስቃይ ፤ መከራ ፤ እርሀብ ፤ ስደት ፤ ጉስቁልና ብነግርህ የእውነት አታምነኝም ስልህ። ምክንያቱም አንተ ጥለህን ስትሄድ በተረጋጋ ፤ ኢኮኖሚ ውስጥ ነበር። ያቺ ያረጋጋሀት ሀገር ፤ እንደምንም በራሷ እንድትቆም ያደረካት ሀገር ፤ በአፍሪካ በፈጣን እድገት የምትነሳው ሀገር አሁን እንዴት ብዪ ልግለፅልህ ድብልቅልቋ ወጥቷል።*****
ለማስታወስ ያህል ጥቂት ልንገርህ!*****
እየውልህ መሌ ሆይ አሁን ትግራይ ክልል ብትሄድ ያለው ስቃይ መከራ ፤ ስደት ፤ እርሀብ፤ ስራ አጥነት ፤ ወንጀል ፤ ማመን ያቅትሀል። በቅርቡ እንኳን የሆነውን ብነግርህ በጣም ትረበሻለህ። ህፃን አግተው ገንዘብ ካላመጣችሁ ብለው ጨቅላ ህፅን ገለው አስከሬኑ የትም ተጥሎ ተገኝቷል። የወጣቱ ተስፋ መቁረጥ ፤ በየ አቅጣጫው የሚሰደደው ቤት ይቁጠረው ትግራይ እንዳልነበረች ሆናልሀለች እጅግ በጣም ታዝናለህ።*****
በአማራ ክልል እማ ከየት ጀምሬ ምኑ ጋር ልጨርስልህ? በየመንደሩ በፋኖ ፤ በሚኒሻ ፤ በሽፍታ ተደራጅተው ግማሹ እርስ በእርስ ፤ ግማሹ ከመከላከያ ጋር ፤ ወንድም ወንድሙን በጠራራ ቀን በአደባባይ አቁሞ ይገለዋል። ሰዎች ይታገታሉ ፤ ባለ ሀብቶች ከነቤተሰባቸው ቤታቸው በእሳት ይጋያል። በቅርቡ ሁለት ህፃናት በእሳት ተቃጥለዋል። በአማራ ክልል እየሆነ ያለው እንደውም ከየትኛውም ክልል የከፋ ነው። ግን አይነገርም። ለምን እንዳትለኝ እኔ አላውቅም።*****
በኦሮሚያ ያለው ግራ ያጋባሀል ድሮ በኦነግ አንተ የምታውቃቸው አሁን ኦነግ ሸኔ ተብለው ማን እንደሆኑ የማይታወቁ ታጣቂዎች ይገላሉ ፤ የዘርፋሉ ፤ ያፍናሉ ፤ ያግታሉ ፤ ብቻ ምን አለፋህ አንዳንድ የኦሮሚያ ክልሎች ሲኦል ሆነዋል። ይሄም በአደባባይ አይነገርም። እንደውም ህዝቡን ዘመኑ የኦሮሞ ነው እያሉ ያጃጅሏቸዋል ኦሮሞ ግን አሁንም በመከራ እና በእስር ላይ እየተሰቃየ ነው። በርካታ የኦሮሞ ወጣቶች ፊት ለፊት ሲገደሉ በቪዲዮ ሁሉ አይተናል።*****
በአፋር በሱማሌ ያለው ሁኔታ የተደበላለቀ ነው። በዚህ በኩል ደግሞ ኤርትራ አለችልህ አንተ በስንት ዲፕሎማሲ ይዘሀው የነበረውን ጉዳይ ህፃን አብይ አህመድ አስታረኩኝ ብሎ ድብልቅልቅ አድርጎልሀል። አሁን የጦርነት ዝግጅት ላይ ይገኙልሀል። አስበህዋል ከላይ የዘረከርኩልህ ችግር እያለ እንደገና ከኤርትራ ጋር ሌላ ጦርነት ስንገባ አሰብከው? መሌ ብቻ ተወኝ ተደበላልቆልሀል።*****
የህዝቡን እውነተኛ ስሜት እና ላንተ ያለውን ነገር ማወቅ ከፈለክ በመንፈስ ሆነህ የዚህን ፅሁፍ ኮመንት አንብብ። ስድቡ እንዳለ ሆኖ እርግማኑ እንዳለ ሆኖ ያንተ ነገር ደግሞ የገባቸው በርካታ ኢትዮጵያውያን በኮመንት የሚሉህን ተመልከት። ግራ ተጋብተናል። ታዲያ ኮመንቱን አንብበህ እንዳትረበሽ። እንዲሁ ያለንበትን ሁኔታ እንድታውቅ ብዪ እንጂ ምንም እንደማይፈጠር ህዝቡ ገብቶታል። ተስፋ ቆርጦ ሞቱን በመጠባበቅ ላይ ነው። በድጋሚ ስላስጨነኩህ ይቅርታ ያለነበት ሁኔታ አስገድዶችኝ ትንሽ ለመተንፈስ ያህል ነው። መልካም እረፍት መልዪ!

08/08/2025

ዕርቂ ዝበሃል የለን!

07/14/2025

ስግኣት ሕርሻ ምድላው

07/13/2025

#ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ!

Address

Washington D.C., DC

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Media ትግራይ ሚድያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Tigray Media ትግራይ ሚድያ:

Share