Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Geez Sport - ግእዝ ስፖርት, Mekelle.

🔥🔥🔥🔥🔥❤Tottenham Hotspur are European champions 🎊🎊🎊🎊🎊🎊Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
21/05/2025

🔥🔥🔥🔥🔥❤

Tottenham Hotspur are
European champions 🎊🎊🎊🎊🎊🎊

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

 #ዕረፍቲTOT 1 - 0 MUTDB.jhonson 42'Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
21/05/2025

#ዕረፍቲ

TOT 1 - 0 MUTD
B.jhonson 42'

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

Match day |ተፀባዪ ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ !⚽️⚽️⚽️🥊  : ኣብ ተፀባዪ ዩሮፓ ሊግ ፋፃመ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተትንሃም ሆትስፐር ዘራኸበ ግጥም ምሸት ሰዓት 4:00 ኣ/ግ ኣብ ...
21/05/2025

Match day |ተፀባዪ ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ !

⚽️⚽️⚽️🥊

: ኣብ ተፀባዪ ዩሮፓ ሊግ ፋፃመ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተትንሃም ሆትስፐር ዘራኸበ ግጥም ምሸት ሰዓት 4:00 ኣ/ግ ኣብ ቢልባኦ ስታድየም ሳንማሜስ ኽካየድ'ዩ ።

ኣብ ምድረ ስፔን ቢልባኦ ዝካየድ እዚ ግጥም ኽልተ ድኹም ምንቅስቃስ ኸሕልፋ ዝፀንሓን ኣብ ፕሪምየርሊግ መጨረሻ ደረጃ ዝርከባን ኢንግሊዛዉያን ክለባት ምዃነን ፍሉይ ይገብሮ።

ማንችስተር ዩናይትድ ምንም ስዕረት ኸይገጠሞ ንፍፃመ ዝበፅሐ ኽለብ'ዩ ።

ኽልቲአን ጋንታታት ተሳትፎ ቻምፕዮንስሊግ ንምርግጋፅን ዘሕለፉዎ ድኹም ዝበሃል ሲዝን ንምኽሓስን ዘለዎ ቦታ ፍሉይ እዩ ።

ቶትንሃም 2ተ ግዜ ዩሮፓ ሊግ ዘሸነፈ ጋንታ እንትኸዉን ዩናይትድ ድማ ኣብ 2017 ዓ/ግ ብጆዜ ሞሪንሆ ተመሪሑ 1 ግዜ ኣልዒሉ እዩ።

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

ይገምቱ ይሸለሙ!🎊🎊🎁🎁🎈ፅባሕ ምሸት ኣብ ተፀባዪ ዩሮፓ ሊግ ፍፃመ ኣብ መንጎ ማንችስተር ዩናይትድን ቶትንሃም ሆትስፐርስን ዝግበር ግጥም ትኽክለኛ ዉፅኢት ቐዲሞም ንዝገመቱ ሓሙሽተ ተኸተልትና ...
20/05/2025

ይገምቱ ይሸለሙ!🎊🎊🎁🎁🎈

ፅባሕ ምሸት ኣብ ተፀባዪ ዩሮፓ ሊግ ፍፃመ ኣብ መንጎ ማንችስተር ዩናይትድን ቶትንሃም ሆትስፐርስን ዝግበር ግጥም ትኽክለኛ ዉፅኢት ቐዲሞም ንዝገመቱ ሓሙሽተ ተኸተልትና ፍሉይ ሽልማት ኣዳሊና ንርከብ ።

1ይ ተሸላሚ - ወርሓዊ ዘይተገደበ ጥሙር እንተርኔት
2ይ ተሸላሚ - ሰሙናዊ ዘይተገደበ ጥሙር እንተርኔት
3ዬ ተሸላሚ - በዓል 200 ብር ካርድ
4ይ ተሸላሚ - በዓል 100 ብር ካርድ
5ይ ተሸላሚ - በዓል 50 ብር ካርድ

🛑ተሳተፍቲ ንምዃን ኽተማልኡዎም ዝግባእ ረቋሒታት :

- ፈለማ ገፅና ይፍተዩ ወይ ድማ follow ይበሉ
- ብምቕፃል እዚ ፖስት ላይክ ይበሉ
- ኣብ መጨረሻ ግምቶም ብምቕማጥ Share ይበሉ

NB : Comment edit ምግባር ኣይፍቀድን ድሕሪ ጨዋታ ምጅማሩ ዝገመቱ ተሳተፍቲ ኣይኾኑን።

ሰናይ ዕድል 🙏 Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

🚨ሰበር ዜና ዝዉዉር : ሻምፕዮናዉያን ሊቨርፑል ጉዳይ ዝዉዉር ኬርኬዝ ካብ በርንማዉዝ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ በፂሑ ይርከብ።Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
19/05/2025

🚨ሰበር ዜና ዝዉዉር : ሻምፕዮናዉያን ሊቨርፑል ጉዳይ ዝዉዉር ኬርኬዝ ካብ በርንማዉዝ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ በፂሑ ይርከብ።

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

🚨ሰበር ዜና ዝዉዉር : ማንችስተር ዩናይትድ ተጫዋቲ ኽፍሊ ምጥቃዕ ዎልቭስ ዝኾነ ማቲያስ  ኩንሃ ንምፍራም ኣብ ጫፍ በፂሓ።Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
19/05/2025

🚨ሰበር ዜና ዝዉዉር : ማንችስተር ዩናይትድ ተጫዋቲ ኽፍሊ ምጥቃዕ ዎልቭስ ዝኾነ ማቲያስ ኩንሃ ንምፍራም ኣብ ጫፍ በፂሓ።

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

🗣ኣርቴታ : ትዕግስቲ ጥራሕ'ምበር ዋንጫ ኽመፅእ'ዩ !ሊግ ዋንጫ ንዘይምልዓሉ ኸም ምኽንያት ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ሕቶ መልሲ ዝሃበ እዚ ኣሰልጣኒ .. ዋንጫ ዝሰኣና ብሰንኪ ቐይሕ ኻርዲ እዩ...
19/05/2025

🗣ኣርቴታ : ትዕግስቲ ጥራሕ'ምበር ዋንጫ ኽመፅእ'ዩ !

ሊግ ዋንጫ ንዘይምልዓሉ ኸም ምኽንያት ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ሕቶ መልሲ ዝሃበ እዚ ኣሰልጣኒ .. ዋንጫ ዝሰኣና ብሰንኪ ቐይሕ ኻርዲ እዩ ኽብል ርኢቱኡ ሂቡ።

ኻልኦት ጋንታታ እዚ ነገር ኣጋጢሙዎም 5ይ 8ይን 15ተን 17ተን ኾይኖም ኽዛዝሙ ስለ ዝረኣኹ ብጋንታይ ኹሩዕ'የ ዝበለ እዚ ኣሰልጣኒ.

ኣኪሉ ድማ ንኡሽቶን ግዜ ጥራሕ ኽዕገሱ ይምሕፀንን ዋንጫ ንምልዓል ኸምዝተቓረቡን ይናገርን ።

ኣርቲታ ንደገፍቲ ኣርሴናል ስለ ትዕግስቲ ኸዋግዕ ሞራል ኣለዎ ዶ ?

Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

🚨 ቤንጃሚን ስሶኮ ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ካብ ሌብዚግ ኽለቅቅ ምዃኑ ይግለፅ'ሎ 👀እንግሊዛዊት ክለብ አርሰናል ቀንዲ ደላዪት እዚ ተጫዋቲ እያ✍️Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
18/05/2025

🚨 ቤንጃሚን ስሶኮ ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ካብ ሌብዚግ ኽለቅቅ ምዃኑ ይግለፅ'ሎ 👀

እንግሊዛዊት ክለብ አርሰናል ቀንዲ ደላዪት እዚ ተጫዋቲ እያ✍️
Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

🚨ዣቪ ሲሞንስ ኣብዚ ኽረምቲ ካብ ኣርቤሌበዚግ ኽለቅቕ ምዃኑ ኣፍሊጡ ።ዓበይቲ ኽለባት ዓዲ እንግሊዝ ደለይቲ እዚ ተጫዋቲ እየን✍️Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
18/05/2025

🚨ዣቪ ሲሞንስ ኣብዚ ኽረምቲ ካብ ኣርቤሌበዚግ ኽለቅቕ ምዃኑ ኣፍሊጡ ።

ዓበይቲ ኽለባት ዓዲ እንግሊዝ ደለይቲ እዚ ተጫዋቲ እየን✍️
Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

እዚ ተፃዋቲ መን'ዩ ?
18/05/2025

እዚ ተፃዋቲ መን'ዩ ?

🚨Three days to go Europa league final   VS  Geez Sport - ግእዝ ስፖርት
18/05/2025

🚨Three days to go

Europa league final VS
Geez Sport - ግእዝ ስፖርት

Champions 🎇🎇🎇ስፖርቲንግ ቻምፕዮን ሊግ ፖርቹጋል 2024/25 ኾይኖም 🔥🎇
18/05/2025

Champions 🎇🎇🎇

ስፖርቲንግ ቻምፕዮን ሊግ ፖርቹጋል 2024/25 ኾይኖም 🔥🎇

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Geez Sport - ግእዝ ስፖርት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Geez Sport - ግእዝ ስፖርት:

Share