Go Bini Tigray is a beacon of civilization, a land of sages. Please follow as. legend historical books
(3)

ሓሸንገ ትግራይ      #ሓሸንገ
12/14/2025

ሓሸንገ ትግራይ


#ሓሸንገ

ሆቴል ኣብርሃ ካስትል      #መቐለ
12/14/2025

ሆቴል ኣብርሃ ካስትል

#መቐለ





ጥንታዊት ከተማ የሓ ናይ ንጉሆ ምስሊ 📷 Bini Biz
12/14/2025

ጥንታዊት ከተማ የሓ
ናይ ንጉሆ ምስሊ
📷 Bini Biz

       #መቐለ
12/14/2025



#መቐለ

ባዓል ዕሙቕ ታሪክ መሰገድ ኣል ነጋሺ (ደርሒ)ደሕሪ ከቢድ ፈተናታት ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ዓበይቲ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣብ ዝተሳተፈሉ ብድሙቕ ኩነታት ተሳሊጡ ኣሎ::👉🏻ልዕሊ ኩሉ ን ራእሲ ልዑል መንገ...
12/13/2025

ባዓል ዕሙቕ ታሪክ መሰገድ ኣል ነጋሺ (ደርሒ)
ደሕሪ ከቢድ ፈተናታት ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ዓበይቲ
ዕዱማት ኣጋይሽ ኣብ ዝተሳተፈሉ ብድሙቕ ኩነታት
ተሳሊጡ ኣሎ::

👉🏻ልዕሊ ኩሉ ን ራእሲ ልዑል መንገሻ ስዩም ከቢድ ሕማም ተፃዊሮም ኣብዚ ታሪካዊ መደብና ብምሰታፎም ኣዝየ የመስግኖም🙏🏻

በአልነጃሺ መስጊድ ላይ ያጠነጠነ "Al Nejashi a legacy of Hope" በሚል መሪ ቃል የተዘጋጀ ሲምፖዝየም ለመሳተፍ ሀሳብ ለመስጠት በትልቁ የታሪክ ሀብታችን ላይ ለመመካከር ሰለመጣችሁ እጅግ ኣድሬጌ ኣመሰግናለሁ።

© Amir Zaki-x

እንታይ ይበሃል  ❓
12/13/2025

እንታይ ይበሃል ❓

My Axum
12/13/2025

My Axum

ኣዶናይ ኣብ እሱር ኮይኑ 4,000,000 + ተኸተልቲ ኣብ ቲክቶክ ብምብፃሕ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ማስተር ኣብነት ዝተብሃለ ቲክቶከር ብምቅፃል ካልኣይ ብርኪ ሒዙ ኣሎ።     ኣዶናይ ብዓለምለኸ ...
12/12/2025

ኣዶናይ ኣብ እሱር ኮይኑ 4,000,000 + ተኸተልቲ ኣብ ቲክቶክ ብምብፃሕ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ማስተር ኣብነት ዝተብሃለ ቲክቶከር ብምቅፃል ካልኣይ ብርኪ ሒዙ ኣሎ።
ኣዶናይ ብዓለምለኸ ቲክቶከራት ዜና ማእሰርቱ እናፀብፀቡ እዮም።

        Go Bini
12/11/2025






Go Bini

  (Ahsea Theater) እዚ ቦታ ኣብ እዋን እቲ ናይ 17 ዓመት ቃልሲ በቶም ሓራፍፍ ኢድ እቲ ፃዕራም ህዝቢ ዝተሰርሐ ልገርም Open air ቲያትር እዩ ፤ ወዮ ደኣ (ናይ ቀረባ ድዩ ኾ...
12/11/2025

(Ahsea Theater)

እዚ ቦታ ኣብ እዋን እቲ ናይ 17 ዓመት ቃልሲ በቶም ሓራፍፍ ኢድ እቲ ፃዕራም ህዝቢ ዝተሰርሐ ልገርም Open air ቲያትር እዩ ፤ ወዮ ደኣ (ናይ ቀረባ ድዩ ኾይኑ ወይስ ምስ ልኾነ ነገር ኣተሓሒዝናዮ የፈልጥይ) ከም ዘይናይና/ዘይታሪኽና ግዲ ሪኢናዮ ኾይኑ መስለኒ ቆላሕ ልብሎ የለይ እምበይ ብዛዕባና (ክብርታትና) ብዙሕ ልናገር ቦታ እዩ።

ሐዚ ብሓደ ጎኑ ምፍራስ ጀሚሩ ፣ ብታህሶስን ፃህያይን ተወሪሩ መርአይ የብሉይ ፤ ዑና ኾይኑ እዩ። ከምኡ ኢሉ ተፀኒሑ ብዙሕ ልፀንሕ እውን ኣይመስልይ።

ድንቁርናና መቸስ መወዳእታ እንድዩ ለይብሉ ፤ ከምዚኦም ልበሉ ናይ ቀረባ ይኹኑ ናይ ርሑቕ ናይ ሓባር ተዘክሮታት (memories) ዳዓቀብና ምኻድ ተለይክኢልና እማ እቲ ትግራይ ትግራይ ኢልና ንደርፈሉ imagined community ከመይ ኢልና ኢና ክንፈጥሮ!? ካበየናይ ታሪኽ ፣ ክብሪ ፣ ባህጊ ኢና ክነዋልዶ!? ብምንታይ ስነ-ሓሳባዊ ማስቲሽ ኢና ክነጣብቖ!?

ባህልን ቱሪዝምን ልበሃል ቢሮ ነይሩ ዶ ሓቀይ... ናእማነይ እየ ታይ ይሰርሑ እባ!? ከመይ ኢሉ ወጊሑ ይመሽየሎም!?

#ምሕማቕና 😔
© Shewit Wudassie December 11, 2023

ኣዶናይ ክፍታሕ እዩ ፤ ሽግሩ ግን ኣይፍታሕይ።
12/11/2025

ኣዶናይ ክፍታሕ እዩ ፤ ሽግሩ ግን ኣይፍታሕይ።


Address

Washington D.C., DC
1875

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Go Bini posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Go Bini:

Share