
04/05/2025
ውዑይ-ዜና
ንስርዓት ብልጽግና ብወተሃደራዊ ስጉምቲ ካብ ክልል ዓፋር ንምጽራግ ድልዋት ከም ዘለዉ ሓጅ ኢብራሂም ዑስማን ዓሊዮ ሓቢሩ--
ሓጅ ኢብራሂም ዑስማን ዓሊዩ ኣብ ክልል ዓፋር ሓላፊ ቢሮ ምርባሕ እንስሳ ዝበበረ፡ ኣቀዲሙ ላዕለዋይ ወታሃደራዊ ሓላፊ ኡጉጉሙ Afar Revolutionary Democratic Unity Front (ARDUF) ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፡ ኣብ መፋርቅ ሚይዝያ ምስ ብኣማኢት ዝቁጸር ሰራዊቱን ዕጥቁን ሒዙ ናብ ኤርትራ ከም ዝኣተወ ተሓቢሩ ኔሩ።
እንቋዕ ደኣ መራሒ ኢትዮጵያ ቆልዓ በሻሻ ነቲ ኣንጻር ኤርትራ ናይ ተጻብኦ መደቡ ብግልጺ ገበሮ፡ እዞም ብዘይካ ባህጊ ሳዕስዒትን ሃለውለው ዘረባን ካልእ ጣቋ ዘይብሎም፡ ምትእኽኻቦም ዘልውጥዎ ይኹን ዘምጽእዎ ቁምነገር የለን። ኣባል ቀዳማይ ዙርያ ሻውላዊ ወዲ-ውዱ “ንድንሽ ከመይ ይቀልጦ ባዕለይ ይፈልጦ” ይብል ነበረ፡ ንሕና ድማ ብወግዒ ንኩሎም ኣብ ኢትዮጵያ ብረት ዓጢቆም ኣንጻር መንግስቲ ብልጽግና ዝቃለሱ ዘለዉ፡ ከመይ ነዕጥቆም፣ ከመይ ብንዋት ንድግፎም፣ ከመይ ዜናኣዊን ሓበሬታዊን ምትሕግጋዝ ንገብር፣ ኣብ መጠረሽታ ድማ ከመይ ጉዳይ Game-over ትመጽእ ባዕልና ንፈልጦ።
ናቕፋ ፕረስ
وقال الحاج إبراهيم عثمان عليو إنهم مستعدون لتطهير نظام الرخاء في منطقة عفار بالعمل العسكري.
:
وبحسب ما ورد دخل الحاج إبراهيم عثمان عليو، رئيس مكتب الثروة الحيوانية الإقليمي في عفار والقائد العسكري الأعلى سابقًا لجبهة الوحدة الديمقراطية الثورية في عفار (ARDUF) 168، إريتريا في منتصف المزية بمئات من القوات والأسلحة.
هنيئاً للزعيم الإثيوبي كيلا بيشاشا بتوضيح مخططاته العدائية ضد إريتريا، هؤلاء الذين ليس لديهم سوى الرغبة في الرقص والقيل والقال، تجمعهم سيتغير أو لا يأتي بشيء. أحد أعضاء الجولة الأولى، شاولا، صهره كان يقول: «أنا أعرف أذوب البطاطس بنفسي»، وقمنا بتسليحهم جميعًا رسميًا في إثيوبيا
1/2
نحن نعرف بأنفسنا كيفية تسليح أولئك المسلحين ضد حكومة حزب بهاراتيا جاناتا، وكيفية دعمهم ماديًا، وكيفية توفير التعاون في مجال الأخبار والمعلومات، وأخيرًا كيف تأتي قضية انتهاء اللعبة.
They are ready to cleanse the prosperity regime from Afar region by military action, Haj Ibrahim Osman Aliyo said--
:
Haji Ibrahim Osman Aliyu, the head of the Afar Regional Livestock Bureau and formerly the top military commander of the Afar Revolutionary Democratic Unity Front (ARDUF) 168, reportedly entered Eritrea in mid-Miyzia with hundreds of troops and weapons.
Congratulations to the Ethiopian leader, Kela Beshasha, for making his hostile plans against Eritrea clear, these people who have nothing but desire to dance and gossip