15/07/2026
🇪🇹 ንኹለኹም ኣብ ኢትዮጵያ እትርከቡ ፍሉይ ናይ ዋጋ ቅናሽ (30% Discount)! 🇪🇹
ኣብ ኪነት ኣካደሚ ክወሃብ ዝፀንሐ ናይ "ኪነት ስኮላርሺፕ" ነፃ ስልጠና ሎሚ ብዓወት ይዛዘም ኣሎ። ብዙሓት ካብቲ ስልጠና ክትጥቀሙ ከምዝጸናሕኩም ተስፋ ንገብር።
ሕዚ ግን ኪነት ኣካደሚ ንኹሉ ክእለቱ ከማዕብልን ናብ ስራሕ ክኣቱን ንዝደሊ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ መንእሰይ ዝኸውን ፍሉይ ናይ 30% ዋጋ ቅናሽ ኣዳልያ ኣላ!
ስልጠናና ትምህርቲ ጥራሕ ኣይኮነን ናብ ቀዋሚ ኣታዊ እትሰጋገሩሉ መንገዲ እዩ።
ናይዚ ዙር ፍሉይ ፓኬጅ ዋጋታት፦
1️⃣ Pro (Live Mentorship Package)
ምስ መምህራን ብቐጥታ እናተራኸብካን ክትትል እናተገበረልካን እትመሃረሉ
ዋጋ፦ 10,000 ብር ዝነበረ ብ 7,000 ብር ጥራሕ!
2️⃣ Self-Paced (Learning System)
ምሉእ ሲስተም ቪድዮታትን ሪሶርስን ሒዝካ ብዝጥዕመካ ግዜ እትመሃረሉ
ዋጋ፦ 5,000 ብር ዝነበረ ብ 3,500 ብር ጥራሕ!
📚 እቲ ስልጠና ዘጠቓልሎም 6 ዋና ኮርሳት፦
✅ Scriptwriting & Content Creation
✅ Cinematic Mobile Shooting (ብሞባይል ጥራሕ)
✅ Professional Video Editing
✅ Motion Design
✅ YouTube Mastery
✅ AI (Artificial Intelligence) for Creators
🎁 ተወሳኺ ቦነሳት፦ Freelance Templates, Editing Assets, Cinematic LUTs, SFX Packs ከምኡ እውን ሞያዊ ክትትል!
እዚ ዕድል እዚ ንኹሉ ብማዕረ ዝተዳለወ ስለዝኾነ ቦታኹም ቀልጢፍኩም ሓዙ።
👉 ንምምዝጋብ "Ready" ኢልኩም ጸሓፉልና
☎️ ደውሉልና፦ +251 97 938 9899
ኪነት ኣካደሚ - ክእለትኩም ናብ ሃብቲ!